Placeholder Picture
Placeholder Picture
ዋዕላ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን 2024 - GLOBAL YIAKL SYMPOSIUM 2024

15/07/2024 18:04 PM Updated

GLOBAL YIAKL SYMPOSIUM 2024,
ዋዕላ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን 2024፡

Milan, ITALY July 5 and 6, 2024

GLOBAL YIAKL SYMPOSIUM 2024, ዋዕላ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን 2024፡

ዋዕላ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን 2024፡ ዞባ ኤውሮጳ፡ ሚላኖ፡ ኢጣልያ፡ July 5 and 6, 2024።
Global Yiakl Symposium 2024, European Zone, Milan, ITALY July 5 and 6, 2024.

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን፡ ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 6 ሓምለ 2024 ዝቐጸለ ዋዕላ 2024፡ ኣብ ሚላኖ፡ ኢጣልያ፡ ኣካይዱ። እዚ ወጻእተኛታትን ኤርትራውያንን ሰብ ሞያ ኣስተምህሮታትን ምኽሪን ዘቕረቡሉ፡ ናይ ምምኽኻርን ምግምጋምን ዋዕላ ኢዩ ነይሩ። ንዝርዝራቱ ዝምልከት፡ ኣብ ታሕቲ ክርአ ይከኣል፡-

The Global Movement of Eritreans, held its 2024 Conference in Milan, Italy, from 5 to 6 July This was a consultative and evaluation conference where foreign and Eritrean professionals presented lectures and advice. For details, see below:

GLOBAL YIAKL | ጋዜጣዊ መግለጺ ዋዕላ ሚላኖ 2024


GLOBAL YIAKL | መልእኽቲ ምሕዝነት፡ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዶክተር ነጋሽ ዑስማን፡ ኣብ ዋዕላ ይኣክል ሚላኖ


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል፡ ሚላኖ: ጥልያን ሓምለ 5, 2024


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዋዕላ ዓለም ለኸ ይኣክል: ሚላኖ፡ዓዲ ጥልያን | 2ይ ክፋል


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ዋዕላ ዓለም-ለኸ ይኣክል ሚላኖ ኢጣልያ | 3ይ ክፋል


ብቐጥታ ዝመላለፍ ዋዕላ ዓለም-ለኸ ይኣክል ሚላኖ ኢጣልያ| 4ይ ክፋል


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ዋዕላ ይኣክል ሚላኖ ኢጣልያ | 5ይ ክፋል


ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ዋዕላ ይኣክል ሚላኖ ኢጣልያ | 6ይ ክፋል ናይ ምዝንጋዕ ምሸት

Part-1:    Part-2:




See also Related
ምስዚ ዝተኣሳሰር፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: