Placeholder Picture
Placeholder Picture
!عيد الأضحى السعيد لنا جميعاً ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና ንኹልና! Happy Eid Al Adha to all of us!

05/06/2025 22:21 PM

Happy Eid Al Adha to all of us!
!عيد الأضحى السعيد لنا جميعاً
ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና ንኹልና!

Happy Eid Al Adha to all of us! from snitna.com.

عيد الأضحى السعيد لنا جميعاً!
كان أبونا إبراهيم أمينًا للرب إلهنا.
أتمنى أن يحل إيمانه فينا جميعًا.
لأنها مهمة جدًا في رغبتنا في السلام والمحبة.

ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና ንኹልና!
ኣቦና ኣብራሃም፡ ብእግዚኣብሔር ኣምላኽና እሙን ኢዩ ነይሩ።
ከምቲ ናቱ እምነት ኣብ ኩልና ይሕደር።
ንምንታይ`ሲ፡ ኣብዚ ሰላምን ፍቕሪን ሃረር ንብለሉ ዘሎና ኩነታት፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ።

Happy Eid Al Adha to all of us!
Our father Abraham was faithful to the Lord our God.
May his faith dwell in all of us.
Because it is very important in our desire for peace and love.


ፉሉይ መደብ ናይ ዒድ ኣድሓ 2021


Words of Blessings by Hussein Hamid, on the occasion of Eid Celebration.


What is Eid ul Adha and why do Muslims Sacrifice?


ባህላዊ ምርኢት ብምኽንያት ዒድ ኣልኣድሓ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣቚርደት።
Musical show on the occasion of Eid Al-Adha - ERi-TV


ባህላዊ ምርኢት ምስ ጉጅለ ባህሊ ንስሪ ብምኽንያት ዒድ ኣልኣድሓ
Musical show on the occasion of Eid Al-Adha - ERi-TV


ፍሉይ ቪድዮ ናይ ዒድ ኣድሓ፡ መደብ ሓጎስ መሸመቲ ረብሓ




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: