Placeholder Picture
Placeholder Picture
ናብ ውሽጥኻ ተመለስ

25/12/2024 09:54 AM Updated

ናብ ውሽጥኻ ተመለስ

መደብ ድርሳን፡ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡
ዕላል ምስ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ
(ካብ 1ይ - 37 ክፋል)

by ሞዛይክ ባህሊ (Mosaic Bahli), based on a book written by Dr. Mussie Tesfagiorgis.

ናብ ውሽጥኻ ተመለስ፡ መደብ ድርሳን፡ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ ብ'ሞዛይክ ባህሊ (Mosaic Bahli)

መደብ ድርሳን፡ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርግስ


ነዘን ናብ ውሽጥኻ ተመለስ 1ይን 2ይን መጽሓፍቲ ብጥማር፡ ዓዲግኩም ንምንባብ፡ ኣብዚ ተሕተዋይ መላግቦ (ሊንክ) ጠውቑ፡
books by Dr Mussie Tesfagiorgis
ናብ ውሽጥኻ ተመለስ 1ይን 2ይን መጽሓፍ ብጥማር ንምዕዳግ ኣብዚ ጠውቑ።



See also more articles by Dr. Mussie Tesfagiorgis.
ካልኦት ብ'ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ፡ ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: