Placeholder Picture
Placeholder Picture
12th Anniversary of Operation FORTO, Asmara.

21/01/2025 00:01 AM

መበል 12 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ፡ ኣስመራ።

12th Anniversary of Operation FORTO, Asmara.

الذكرى الثانية عشرة لعملية فورتو، أسمرة.

Operation Forto 12th Anniversary

መበል 12 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ፡ ኣስመራ።
12th Anniversary of Operation FORTO, Asmara.
الذكرى الثانية عشرة لعملية فورتو، أسمرة.

21 ጥሪ 2025፡ መበል 12 ዓመት ዝኽሪ፡ ናይቲ 21 ጥሪ 2013፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ፡ እተፈጸመ ጅግንነትን መስዋእቲን ጅግና ሓርበኛ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ኢዩ። ሓርበኛ ስዉእ ወዲ ዓሊን ብጾቱን፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ዝርከብ መደበር ተለቪጅን ኤርትራ ብምውጻእ፡ ቅዋም ኤርትራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑን ጸዊዖም። ጠለብ ህዝቢ ኤርትራ ኣቃሊሖም። እቲ በዚ ዝረዓደ ምልካዊ ስርዓት ግን፡ ነቲ ንውሱናት ደቓይቕ ኣብ ኣየር እተቓልሐ መልእኽቲ፡ መስመራት ኤለትሪክ ብምብታኽ ከምዝቋረጽ ገይሩዎ። እቲ ኣብ ስርሒት ፎርቶ እተራእየ ብድሆ፡ ኣብ ምልዕዓል ህዝቢ ኣኽርያ ቀጺሉ፡ ክቡር ኣቦና ሓጂ ሙሳ ዝርከቡዎም ብዙሓት ጀጋኑ ውን መስዋእቲ ከፊሎሙሉ። ኣብዚ እዋን እዚ ኸኣ፡ ምልዕዓል ሰማያዊ ማዕበል መንእሰያት፡ ነቲ ሓርነታዊ ጉዕዞ ህዝብና፡ ናብ መፈጸምትኡ ንምብጻሕ፡ ብመዘና ዘይብሉ ናህሪ ተላዒሎም ኣለዉ።

ሰማእታትና፡ ወትሩ ይዘከሩ!

January 21, 2025, marks the 12th anniversary of the martyrdom of Veteran Said Ali Hjaj (Wad Ali) at Fort Asmara, on 21st January 2013. Martyr Said Ali Hjaj and his comrades called for the implementation of the Eritrean constitution and the release of all political and conscience prisoners. The spirit of defiance at Forto continued with the uprising in Akhria, led by unsung heroes and heroines. Now, a youth movement known as the Blue Wave has emerged at an unprecedented pace to complete the freedom journey of our people.

Our martyrs, always remembered!

يصادف 21 من يناير 2025 الذكرى الثانيه عشرة لأستشهاد البطل سعيد على حجاي (ود على أو ودى على) فى فوتو أسمرا فى عام ،2013. طالب الشهد سعيد على حجاي ورفاقه بتطبيق الدستور الارتري واطلاق صراح جميع السجناء السياسيين وسجناء الضمير. استمرت روح التحدى من فورتو الى الانتفاضة فى اخريا بقيادة الشهيد البطل حجى موسى. وتواصل الانتفاضة الان فى حركة شبابية المشهوره بالثورة الزرقاء بوتيرة غير مسبوقة لإكمال رحلة الحرية لشعبنا .
المجد والخلود لشهداؤنا الابرار

ጠለባት ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013፦
(1) ቅዋም ይተግበር!
(2) እሱራት ይፈትሑ!
(3) ስልጣን ናብ ህዝቢ ይረከብ!

Operation FORTO 21 January 2013 participants requested:
(1) Implementation of Eritrea's Constitution
(2) Release of Prisoners
(3) Power hand-over to the people.


ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
(ብ G-15 ዕለት 24 March 2001)


ቅዋም ኤርትራ - ምሉእ ትሕዝቶ


ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት Universal Declaration of Human Rights - Tigrinya (ቪድዮ)


11 ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
11th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 1


11 ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
11th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 2


Special Program፡ ፍሉይ መደብ ንዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013

In memory of The imprisoned ንዝኽሪ’ቶም ሕዩራት

الدستور الإرتري

Eritrean Constitution

ቅዋም ኤርትራ፡


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
7th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 1


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
7th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 2


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
7th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 3


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
7th Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 4


7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ስርሒት ፎርቶ ናይ 21 ጥሪ 2013
Anniversary of Operation Forto, 21 January 2013
Part 5


ፍንቱይ በርናምጅ፡ ዐመልየት ሰይሖት 21 የናይር እት 10ይ ሖለ!!
Radio Saeyob راديو سأيوب ራድዮ ሰእዮብ Friday, 20 January 2023


𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: السياسي المثقف (شعب) يتحدث عن (معركة) فورتو في عقدها الأول.





Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: