Placeholder Picture
Placeholder Picture
ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

31/05/2022 23:55 PM

ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡
ኣገዳሲ ኢዩ።

by Dr. Gebre Gebremariam

ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ 24 ግንቦት 2022 ምኽንያት ብምግባር፡ ንምቅስቅስ ይኣክል ስያትልን ከባቢኣን (Seattle and its environs, USA) ሰፊሕ ህዝባዊ ኣስተምህሮ ይህብ። ንሱ፡ ምኽባር ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ መሰል ከምዝኾነ ብምዝኽካር፡ ህዝቢ ኤርትራ ንማዓልቲ ናትጽነት፡ ነቶም ህዝቢ ኤርትራ ክበጽሖምን ክጭብጦምን ዝነበሮ ናይ ሓርነት፣ ቅሳነትን ብልጽግናን ጸጋታት፡ ግን ካኣ ብሰንኪ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ኢሳይስ ክሳብ ሕጂ ዘይረኽቦም ዘሎ፡ እንዳዘከረ ከብዕሎ ከምዝግባእ ኣስሚርሉ።
Public Seminar on the Occasion of Eritrea's Independence Day 2022, Seattle, USA

ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 1 of 3: ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።


ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 2 of 3: ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ


ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡
ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ።

Seminar by Dr. Gebre Gebremariam. ኣስተምህሮ፡ ብ'ዶር ገብረ ገብረማሪያም።
Part 3 of 3: ምስ ምጽምባል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ተነፊጉዎ ዘሎ ሓርነታት ምዝካር፡ ኣገዳሲ ኢዩ




See also more articles by Dr Gebre Gebremariam
ካልኦት ብ'ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: