|
|
27/07/2021 04:55 AM
ህየሳዊ ትንተና ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ዘሎ ክዉንነትን፡ እንታይከ ኪግበር ኣለዎን።
ኣቕራቢ፡-
Critical analysis on our country's situation, and on what can be done?
Guest: Prof. Mengsteab Tesfayohannes.
26/07/2021 03:15 AM
Eritrean Political prisoners in Asmara and Adi-
History of courage, hope, and tenacity.
سجناء سياسيون إريتريون في سجني أسمرة وعدي قوال بين الستينيات والسبعينيات
تاريخ من الشجاعة والأمل والمثابرة.
24/07/2021 22:58 PM
Bridging the generational Gap in the Eritrean Social and political discourses.
تضييق فجوة الخطاب الإجتماعي والسياسي بين الأجيال الإرترية
ኣብ መንጎ ወለዶታት ኤርትራ ዘሎ ናይ ፖለቲካውን ማሕበራውን ጋግን ንምጽባቡ ክውሰድ ዝግብኦ ተበግሶታትን።
Presenter: Dr. Mussie Tesfagiorgis. Moderator: Dr. Amanuel Mehreteab.
Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Aron Tesfai and Dr. Chefena Hailemariam.
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/07/2021 15:41 PM
ዘተ ብዛዕባ ምድላዋት ቀዳማይ ጉባኤ፡ ዓለምለኻዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ይኣክል፡
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/07/2021 15:41 PM
ብዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ እንክትግበር። ብ`ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡
20/07/2021 11:59 AM
Presenter: Dr Kidane Mihreteab. Moderator: Ms Kawser Abdurahman.
Discussants (ተዛተይቲ): Dr. Ibrahim Siraj and Dr Awet T. Weldemichael..
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/07/2021 11:59 AM
19/07/2021 23:45 PM
Discussion with leaders of Eritrean political forces.
ኣብዚ ብዕለት 18 July 2021 ምስ ERISAT ዝተኻየደ ክፉት ዘተ ዝተሳተፉ፦ (1) ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ENCDC) (2) ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (OEU)፡ (3) ኣቶ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (EPDP)፡ ከምኡ`ውን (4) ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ፡ ወኪል ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ኣብ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ፡ ኢዮም። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/07/2021 23:45 PM
15/07/2021 00:10 AM
Ethiopia assassinated my husband
My dearest love! My heart will never bid goodbye to you.
Your life was cut short, but you lived it fully enough because you lived with honesty, principles and loyalty to our Eritrea. You broke the Ethiopian rules of slavery and gave us smiles!
On this day -
14/07/2021 14:46 PM
እዘን ሕጂ እንደገና ተሕቲመን ንኣንበብቲ ዝቐርባ ዘለዋ ክልተ ልብ-70ታት ዝተሓትማ ኮይነን፡ ብዛዕባ ኣብቲ እዋን’ቲ ተጋሂዶምን ዝጋሃዱን ዝነበሩ ማሕበረ-
14/07/2021 14:46 PM
ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዚተደርሰት (Eritrea at a Crossroads: A Narrative of Triumph, Betrayal and Hope, By Dr. Andebrhan Welde Giorgis) ዘርእስታ ኣገዳሲት መጽሓፍ፡ ብጠለብ ብዙሓት ግዱሳት ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ፡ ኣብ ክልተ ክፋላት ተሓቲማ ተዘርጊሓ ኣላ። Read more
14/07/2021 14:46 PM
ኤርትራ፡ ኣብ ኩሉ ዓውድታት፡ ኣደናቒን ዘሐብንን ታሪኽ ዘለዎም ማእለያ ዘይብሎም ኤርትራውያን ነይሮማን ኣለዉዋን። ምስ ታሪኽ ናይ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ደቂ ሃገር ምልላይን ምፍላጦምን፡ ሓደ ኣካል ናይቲ ታሪኽናን ባህልናን ንምዕዛዝ እነካይዶ ስራሕ ኢዩ። እምበኣር፡ ኣብ ምምርማርን ምእካብን ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰነዳት ከይተሓለለ ዝጽዕር ዘሎ፡ ንገዛእ ርእሱ ኣብ ኣብ እዋን ቃልሲ ዕዙዝ ሃገራዊ ግቡኡ ኣያና እምነቱ ተስፋይ ኢዩ። ኣብቲ ንሱ ዘቖሞ ወብሳይት፡ (www.Emnetu.com) ብዙሕ መሃሪ ትሕዝቶ ሰፊሩ ኣሎ።
ሎሚ፡ ከም መቐጸልታ ናይ ስራሓቱ፡ ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ታሪኽ ህይወት ናይ ሓርበኛ ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ ሰኒዱ ብመጽሓፍ ቀሪቡልና ኣሎ። ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (Eritrean Liberation Movement)፡ ማለት፡ (ሓራካ) ዝነበረ ኾይኑ፡ ካብቶም ብእዋኑ ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ተሰሊፎም ሃገራዊ ግቡኦም ዝኸፈሉ ሓደ ኢዩ። Read more
14/07/2021 14:46 PM
Biography of yet another national hero
ጠበቓ ጸጋይ እያሱ ከም ሓደ ተውህቦ ዘሎዎ ጻዕራም ተመሃራይ ጀሚሩ፡ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ድማ ኣዝዩ ፍሉጥ ጠበቓ፡ ክኢላ ቋንቋ፡ ደራሲ፡ መምህር፡ ርእሰ-መራሕቲ መንግስታትን ኣብ ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ከምኡ’ውን ናይ ፖለቲካ፡ ኣማኻሪ ኪኸውን በቒዑ። ጠበቓ ጸጋይ እያሱ ብኤርትራውነቱ ዚሕበን ፍሉጥ ሓርበኛ እዩ ነይሩ። በቲ ዝውንኖ ዝነበረ ሰፊሕ ፖለቲካዊውን ሕጋውን ብልሓትን ርክባትን፡ ንናጽነት ኤርትራን ንመሰል ኤርትራውያንን፡ መጀመርያ ኣብ ኤርትራ፡ ድሒሩ ድማ ኣብ ሜዳን ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ብትብዓት ተቓሊሱ ዝተዓወተ እዩ። እዚ፡ ኣብ ነብሱን ኣብ ስድራቤቱን ዓቢ ጕድኣት ከም ዘስዓበሉ ድማ ይፍለጥ። Read more
11/07/2021 23:55 PM
A continuous war in Ethiopia; and what is the state of our country and people?
08/07/2021 22:53 PM
ሲምፖዝዩም፡ ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።
Symposium 91 Batch and or 96 Graduates of Asmara University.
ኣብዚ መጀመሪያ ሰሙን ናይ ወርሒ ሓምለ 2021፡ መበል 91 ከምኡ`ውን 96 ተመረቕቲ ተማሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝወደቡዎ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ "ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።" ዝብል ቴማ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት (Zoom) ዝተኻየደ ሲምፖዝዩም፡ ኣዝዩ መሃሪን ሓደ ካብቲ ዕንቊ ባና ምዕባለና ዝኾነት እንኮ ዩኒቨርሲቲና ኣስመራ፡ ዝሓለፈቶ ህይወት፡ ዝገምገመ እውን ኢዩ ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ`ዚ፡ እቲ ሽዑ ዝተኻየደ ሲምፖዝዩምን፡ ምስ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ኣብ ካልእ መድርኻት መራኸቢ ብዙሓን ዝወሃብ ዝነበረ ገምጋምን ብምውህሃድ፡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ እነሆ። ምስ ኩሉ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን ክንካፈሎ ኸኣ ኣገዳሲ ኢዩ ንብል። ስኒትና.ኮም። Read more
07/07/2021 20:53 PM
ብ`ገብረየሱስ ወልደሚካኤል ካብ ሕ.መ.ኣ (USA)
ናይ ሎሚ ጽሑፍ፡ ሕመረቱ ኢትዮ- ህልው ኲንታት እቲ ዞባ እዩ ዝብገስ። ኣብ ሓደ እዋን 4 መንግስታት ናይዚ ዞባ ኣብ ደም ምፍሳስ ዜጋታተን ተሳቲፈን። ስለምንታይ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕዲ ስርዓት ኣስመራ፡ ብስዉር ክኣ ናይ ባዕዲ ሰራዊት ሶማል ዝተኻፈሎ፡ ከምኡ ድማ ምልሻ ክልል ብሄር ኣምሓራ ኣብ ጎድኒ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተሰሊፉ ኣብ ልዕሊ ናይ ገዛእ ርእሱ ዜጋታት ክልል ብሄር ትግራይ ኲናት ኣዊጁ እዚ ዘይብሃል ጉድኣት ኣስዒቡ። ሃገር ሱዳን ድማ ዝተጎብጠ መሬትና ከነምልስ ብዝብል ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኲናት ከፊቶም። ስለዝኾነ ድማ፡ Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/07/2021 01:03 AM
ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
by Eritrea Focus & OSLO ANALYTICA
The tragic, brutal and entirely predictable war in Tigray has brought immense suffering to the Tigrayan people, exacerbated the long suffering of the Eritrean people and caused misery to families across the Horn of Africa. This report is an attempt to capture the complexities of the war and the events that led up to it. It includes detailed explanations of everything from the origins of the conflict and the looted treasures of the region to the atrocities committed against the Tigrayan people in general and women in particular. Read more
03/07/2021 23:55 PM
ህዝብናን ሃገርናን ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለዉ? ናይ ዲያስፖራ ተቓውሞ`ኸ?
The situation of our people and country, and the Diaspora opposition.
05/07/2021 15:35 PM
Bi-
ETHIOPIA’S TIGRAY WINS, OR ALMOST;
BUT WHAT’S NEXT FOR THE ENTIRE REGION?
When he took power in early 2018, the young Ethiopian Prime Minister, Abiy Ahmed, made big promises to his people and the region as a whole. He was even given the Nobel Peace Prize for his generalized pronouncements, including a peace deal with Eritrea, a country under a belligerent autocrat who had already devastated a once hopeful land with a hard-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |