Placeholder Picture
Placeholder Picture

September 2023 - Archive << Back

ናይ ድጋፍ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ልፍንቲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Press Release: ERITREAN COALITION FOR DEMOCRATIC CHANGE (September 2023)

Eritrean Coalition for Democratic Change Logo ንሕና ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣስማትና ተዘርዚሩ ዘሎ ዓሰርተ ሓደ (11) ጥርናፈታት ወይ ውድባት: ክንዮ ውድባዊ ሓጹር ረብሓን ዕብየትን ህዝቢ ኤርትራ ዘማእከለ ቃልሲ ንምኽያድ: ካብ ሚያዝያ 2023 ጀሚርና ብልፍንቲ ንቃለስ ዘለና ኤርትራውያን ዲሞክራስያዊ ሓይልታት: ቊጠዔን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ዝወለዶ: ኣካልን ኣምሳልን ፍትሓዊ ህዝባዊ ቃልሲ ኤርትራ ዝኾነ “ብርጌድ ንሓመዱ” ዘካይዶ ዘሎ ሓያልን በርቃዊ ህዝባዊ ኣብያን ኣድናቆትና እናገለጽና: ዓቕምና ዘፍቅዶ ኩለንተናዊ ደግፍ ንምሃብ’ውን ድልዋት ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ንገልጽ: Read more

ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰ.ዲ.ህ.ኤ) — ኣብ ራብዓይ ጉባኤ ዝጸደቐ 26 ነሓሰ 2023
EPDP Political Program - Adopted at EPDP 4th Congress, 26 August 2023

ጋዜጣዊ መግለጺ — ምንቅስቓስ ይኣክል፡ መበገሲ ዕላማኡ ዘይቀየረ፡ ብውክልና ህዝቢ ዝምራሕ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኢዩ።

ደምዳሚ መግለጺ መስራቲ ጉባኤ ምንቅስቓስ ኣዳል (ሃገራዊ ጻውዒት ንህዝብና) —
Saturday, 16 September 2023

ተጋዳላይ ኤርትራዊ ህዝብና፤ ቅድሚ ስሳን ክልተን ዓመት ብመሪሕነት ጅግና ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ጀጋኑ ብጾቱን ካብ ታሪኻዊ ጎቦ ኣዳል ሰውራና ንዘበሰረ ምውኣጅ ሃገራዊ ተጋድሎና ተወፋይነትና መሰረት ብምግባርን፡ ሽግ ሓርነትን ተቓውሞን ኣትሪርና ብምሓዝ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ናብቲ ህዝብና ዘማዕድዎ ዕላማ ንምብጻሕ ሕኑን ቃልሲ ንምክያድ ካብ ዘሎና ድልየት ብምብጋስን፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ዕዙዝ ተራ ክህልውና ከም ዝግባእ ብምግንዛብን፣ እነሆ ኣብ ትሕቲ “ሃገራዊ ጻውዒት ንህዝብና” ዝብል ኣርእስቲ ደምዳሚ መግለጺ መስራቲ ጉባኤ ምንቅስቓስ ኣዳል ነቕርብ። Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

البيان الختامي للمؤتمر التأسيسي لحراك أدال (نداء وطني لشعبنا) —
Saturday, 16 September 2023

شعبنا الإرتري المناضل: منطلقين من وفائنا لجيل التضحيات والفداء الذين اعلنوا وثبة ثورتنا الخالدة من قمة أدال الشموخ بقيادة الشهيد البطل حامد إدريس عواتي ورفاقه البواسل Read more

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO — ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ (By Membr Zeru Gebreyesus) - ቀዳም Saturday, 16 Sep. 2023

ናይ ዳያስፖራ ተቓውሞ እንታይ ንምዕዋት'ዩ ዚቃለስ? ብከመይ'ከ?
What is the Diaspora opposition fighting to achieve? And how should they fight?

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦

IN DEFENSE OF BRIGADE NHAMEDU
Dr. Gebre Gebremariam

Dr Gebre Gebremariam Profile We, the Eritrean Justice Seekers, should stand in solidarity with our brothers and sisters, Brigade Nhamedu, who are courageously protesting the Eritrean dictatorial regime and its sponsored fund-raising events in many parts of the world. Brigade Nhamedu is a movement, mainly composed of Eritrean refugees and asylum seekers who have been protesting the brutal and oppressive tyrannical regime of Issaias Afwerki, first by voting through their feet, and these days via organized demonstrations. Read more

Statement of the Organization of Eritrean Unity (OEU),
06 September 2023.

Eritrean justice seekers in the Diaspora have been at the forefront of political advocacy efforts, raising awareness about the human rights abuses and political repression occurring in Eritrea. They engage in peaceful protests, demonstrations, and campaigns to draw international attention to these issues. Read more

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (06 መስከረም 2023)

ኣብ ምቅላዕ ሽርሒታት ስርዓት ህግደፍን፣ መንእሰያት ኣብ ምሉእ ዓለም ዘረጋገጽዎ ድርብ ዓወታትን: ሲዒቡ ስርዓት ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ውጹእ ሓሶትን ጸለመን፣

ዝኸበርካ ደላይ ሰላም ብዓል ራኢ ህዝብና !!! እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ከይተሓለልካ ዝተኸልካዮ ናይ ሰላምን ዲሞክራስን ቃልሲ እንሆ ሎሚ ብተካእቲ ወለዶ ዝኾኑ መንእሰያት ደቅኻ ዓንቢቡ ናብ ተጨባጢ ዲፕሎማስያውን ፖለቲካውን ዓወታት ይሰጋገር ኣሎ’ሞ ባህ ይበልካ። 1 መስከረም ብ2 መስከረም ማሚቓ ዳግም ታሪኽ ኣመዝጊባ ሓሊፋ ኣላ። Read more

OPEN LETTER To Mr Netanyahu, Prime Minister Israel —
by Eritrea Focus (7 September 2023)

Dear Prime Minister Netanyahu, Re: Incident involving Eritreans in Tel Aviv 2 September 2023

Your Excellency – allow me to introduce Eritrea Focus, a Human Rights Group based in London, United Kingdom, that endeavours to expose the gross human rights abuses perpetrated by the Eritrean Government on its own people. The heinous crimes that the regime in Asmara commits on Eritrean citizens is well documented by the United Nations, Amnesty International, Human Rights Watch and various reputable NGOs. Read more

ACCESS TO THE SEA:
Seminar by Dr. Gebre H Tesfagiorgis
(02 September 2023)

መበል 62 ዓመት ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961፡ ምጅማር ብረታዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ።
62nd anniversary of the beginning of the Eritrean people's' armed liberation struggle, September 1, 1961.
الذكرى 62 لبداية الكفاح التحريري المسلح للشعب الإريتري، 1 سبتمبر 1961

ሎሚ'ውን ብመንእሰያትና ክወግሕ'ዩ!

See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦




Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: