31/10/2024 00:32 AM
7th Anniversary of The Akria Peoples’ Resistance.
7ይ ዓመት ዝኽሪ፡ ተባዕ ህዝባዊ ኣብያ፡ ህዝቢ ኣኽሪያ፡ 31 ጥቅምቲ 2017።
الذكرى السابعة لمقاومة شعب أكريا.
ሎሚ፡ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2024፡ ናይቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ብህዝቢ ኣኽሪያ (ኣስመራ) እተራእየ ተባዕ ህዝባዊ ኣብያ፡ መበል 7ይ ዓመት ዝኽሪ ኢዩ።
ህዝቢ ኣኽሪያ፡ ብመሪሕነት ስዉእ ርእሰ-መምህር ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ንናጽነትን መሰላትን ቤት ትምህርቲ ኣልዲያ፡ ብትብዓት ደው ኢሎም እተላዕሉላ ዕለት ኢያ። ነዚ ንመሰል ዝዓለመ ተባዕ ህዝባዊ ኣብያ፡ ናብ ካልእ ከባቢታት ከይልሕም ዝሰግአ ምልካዊ ስርዓት ኣስመራ፡ ብረት ዝዓጠቑ ወተሃደራትን ብምውሓዝን ጠያይቲ ብምትኳስን፡ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ጨካን ግብረመልሲ ኢዩ ሂቡሉ። ኣማኢታት ሰላማዊያን ናብ ማእሰርቲ ዳጒኑ፡ ኣብቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝሞቱ ውን ኣለዉ፡ ሓደ ካብዚኦም፡ ስዉእ ርእሰ-መምህር ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ኢዮም።
ንኹሎም ብግፍዓዊ ኣገባብ ኣብ ማሕዩር ከለዉ ዝሞቱ ሰላማዊያን ኤርትራውያን፡ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም፡ ንመላእ ቤተሰቦም ድማ ጽንዓት ይሃቦም። መስዋእቶም፡ መቐጸልታ ናይ ቅድሚኡ ዝሓለፉን፡ ሕጂ ውን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ኣብ ዲያስፖራ ዘጋጥሙና ዘለዉን ኢዩ'ሞ፡ ህዝብና ጻማኡ ዝፍደየሉ እዋን ርሑቕ ኣይክኸውንን ኢዩ። ነዚ ፍጻሜታት እዚ ብምዝካር ጥራይ ከነሕልፎ ዘይኮነስ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝምነዮ ራህዋ ንምቅልጣፍ፡ ከም መሓየሊና ጌርና ክንወስዶ ኸኣ ይግባእ።
እብቲ ወርሓት እቲ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም፡ ነቲ ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ከተማ ኣስመራ ህዝባዊ ኣብያ ደገፎም ንምግላጽን፡ ነቲ ብወተሃደራት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ዝተገብረ ናይ ቶኹሲ ግብረመልሲ ንምቅዋምን፡ ሰፋሕቲ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። እዞም ሰልፈኛታት፡ ክልቲአን ሰማያዊትን ቀያሕን ባንዴራታት ኤርትራ ሒዞም፡ ሓድነት ኤርትራውያን ዘንጸባርቕ ጭርሖታት ኣልዒሎምን፡ ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ ናይ ክልቲኡ ሃይማኖታት ኣቦታትና ስእልታት ሒዞምን፡ ንፍትሒ ጸዊዖም። ዝርዝራቱ ኣብ ታሕቲ፡ በብሃገሩ ተሰሪዑ ዘሎ ቪድዮታት ብምጥዋቕ ተመልከቱ፡-፡
snitna.com
31 October 2024
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም፡ ነቲ ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ከተማ ኣስመራ ህዝባዊ ኣብያ ደገፎም ንምግላጽን፡ ነቲ ብወተሃደራት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ዝተገብረ ናይ ቶኹሲ ግብረመልሲ ንምቅዋምን፡ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶምን የካይዱን ኣለዉ።
ሰልፈኛታት፡ ክልቲአን ባንዴራታት ኤርትራ ሒዞም፡ ሓድነት ኤርትራውያን ዘንጸባርቕ ጭርሖታት ኣልዒሎም፡ ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ ናይ ክልቲኡ ሃይማኖታት ኣቦታትና ስእልታት ሒዞም፡ ንፍትሒ ይጽውዑ ኣለዉ። ዝርዝራቱ ኣብ ታሕቲ፡ በብሃገሩ ተሰሪዑ ዘሎ ቪድዮታት ብምጥዋቕ ተመልከቱ፡-፡-
ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር። ንምዕጻው ቤት-ትምህርቲ ኣልዲያእ ኣመልኪቶም ህዝቢ ብምእካብ ኣብ ማእከል ኣስመራ ዘስምዑዎ ተባዕ መግለጺ።
Eritrean Demonstrators in Diaspora,are expressing their support on the popular protest in Asmara that took place on 31 October 2017, and condemning the Live gun-shot-responses by the Government security and military. Eritrean diaspora demonstrators, holding their two-National-flags, chanting slogans and using placards expressing Eritrean unity, holding placards of imprisoned Eritrean Religious leaders (christian and Moslem), are calling for justice in Eritrea. For details, see videos below, arranged by country level:
Live now እዋናዊ
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ፕሪቶሪያ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ።
Eritrean Demo in Pretoria, South Africa (22-Nov-2017).
How to Share With Just FriendsHow to share with just friends.
Posted by Facebook on Friday, December 5, 2014
Continue to Video-#2 #Video-3:
South Africa ደቡብ ኣፍሪቃ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ፕሪቶሪያ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ።
Eritrean Demo in Pretoria, South Africa (22-Nov-2017).
#Video-1:
#Video-2:
#Video-3:
Malta ማልታ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ማልታ።
Eritrean Demo in Malta (19-Nov-2017).
#Video-1:
Ethiopia ኢትዮጵያ
• ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ መዓስከር ማይ-ዓይኒ። - 15 ሕዳር 2017።
Eritrean Demo at Mai-Aini Camp, Ethiopia (15-Nov-2017).
#Video-1:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፊት ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪቃ - 15 ሕዳር 2017።
Eritrean Demo in Addis Ababa, Ethiopia (15-Nov-2017).
#Video-1:
Norway ኖርወይ
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ።
Eritrean Demo in Oslo, Norway (11-Nov-2017).
#Video-1:
#Video-2:
Italy ኢጣልያ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሮማ፡ ኢጣልያ።
Eritrean Demo in Rome, Italy (11-Nov-2017).
#Video-1:
#Video-2:
Germany ጀርመን
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት፡ ጀርመን።
Eritrean Demo in Frankfurt, Germany (11-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3:
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ በርሊን (ጀርመን) Eritrean Demo in Berlin Germany. (07-Nov-2017).
#Video-1:
France ፈረንሳ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ።
Eritrean Demo in Paris France (10-Nov-2017).
#Video-1:
Switzerland ስዊዘርላንድ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀኔቭ ስዊዘርላንድ፡
Eritrean Demo in Geneve, Switzerland (10-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3:
Israel እስራኤል
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል Eriitrean Demo in Israel (08-Nov-2017).
#Video-1:
Netherlands ሆላንድ (ነዘርላንድ)
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ Eritrean Demo in Denhaag Holland (07-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3: #Video-4: #Video-5: #Video-6: #Video-7:
Canada ካናዳ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኦታዋ ካናዳ Eriitrean Demo in Ottawa Canada (18-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ Eriitrean Demo in Toronto Canada (06-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3: #Video-4: #Video-5:
Egypt ምስሪ (ግብጺ)
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ካይሮ፡ ግብጺ። Eritrean Demo in Cairo Egypt (05-Nov-2017). Assenna:
#Video-1:
Australia ኣውስትራልያ
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ፐርዝ፡ ኣውስትራልያ Eritrean Demo in Perth Australia (12-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2:
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ መልበርን ኣውስትራልያ Eritrean Demo in Melbourne Australia (05-Nov-2017).
#Video-1:
United Kingdom ዓባይ ብሪጣንያ
•ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ። Eritrean Demo in London - UK, in-front-of Eritrean Embassy. (10-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2:
•ሰላማዊ ሰልፊ አርትራውያን ዓባይ ብሪጣንያ። Eritrean Demo in London UK (04-Nov-2017)
#Video-1: #Video-2: #Video-3: #Video-4: #Video-5: #Video-6: #Video-7:
•ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንዶን። London - UK Demo in-front-of Eritrean Embassy 03-Nov-2017.
#Video-1:
United States of America ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኢንዲያናፖሊስ፡ ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Demo in Indiana Polis, Indiana, USA (21-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሳንፍራንሲስኮ፡ (ቤይ ኤርያ) ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Demo in Sanfrancisco, Bay Area, USA (13-Nov-2017).
#Video-1:
#Video-2:
#Video-3:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ፡ ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Demo in Minnesota, USA (12-Nov-2017).
#Video-1:
#Video-2:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ኣናሂም, ካሊፎርኒያ ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Gathering, Anaheim, California U.S.A. (11-Nov-2017).
#Video-1:
• ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሲያትለ ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Demo in Seatle USA (09-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3:
•ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ Eritrean Demo in NY (03-Nov-2017).
#Video-1:
Sweden ሽወደን
•ሰላማዊ ሰልፊ ስቶኮልም ሽወደን Eritrean Demo in stockholm, Sweden (03-Nov-2017).
#Video-1: #Video-2: #Video-3:
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
- Snitna YouTube - ስኒትና ዩቱብ ቻነል።
- Snitna Network and Sinit Seminars Directory. ብ`ስኒትና ከምኡ`ውን ስኒት ዝተኻየዱ ሰሚናራት።
- Snitna FaceBook - ስኒትና ፌስቡክ።
- Sinit YouTube - ስኒት ዩቱብ ቻነል።
- ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት
Dialogue for Common Awareness
مجموعة الحوار للوعي المشترك - ሌላ ምስ
ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፡
Eritrean Political parties and Civic movements.s
مقدمة في الأحزاب السياسية والحركات المدنية الإريترية - BUILDING DEMOCRACY IN ERITREA - ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ بناء الديمقراطية في إريتريا
- ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.
- ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ - The Eritrean Constitution Making Process
Seminar by Dr Bereket Habte selassie. ኣስተምህሮ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ። - ሲምፖዝዩም ኤርትራ (Eri-Platform: 2018 - 2020)
- ዋዕላ ህንጸት ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ Building Democracy in Eritrea Conference (Eritrea Focus: 2019 - 2020)
- Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
- 1993, Eritrean independence referendum Results
ታሪኻዊ ውጽኢት ረፈረንዱም ኤርትራ 1993. - ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ - ኣብ 3ይ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ: ዝጸደቐ (ናቕፋ 10 - 16 ለካቲት 1994)።
- PFDJ NATIONAL CHARTER Adopted by the 3rd Congress of the EPLF/PFDJ Naqfa, February 10-16, 1994.
- ንዝኽሪ ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ። In memory of Victims of Dictatorial Administration in Eritrea.
- G-15:- ቅልዕቲ ወረቐት ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገደስቲ እዋናውያን ጉዳያት፡ (ኣስመራ፡ ነሓሰ 3፡ 2001)
- G-15:-Open Letter To The People of Eritrea (Asmara, August 3, 2001)
- G-15:-ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members (Audio) ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ (ብድምጺ)
- G-15:-Open Letter to All PFDJ Members
- GI: ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን። An Urgent Call to All Eritreans Worldwide. المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
- ድምጽና (Our Voice)
- መደብ ንጋባእ ENGAGE ERITREA!
- Advice for All Eritreans ምኽሪ ንኹሎም ኤርትራውያን
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (Website) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (Website)
- UN Human Rights Council - Human Rights in Eritrea (YouTube) / ናይ ውሕሃ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት - ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ (YouTube)
- Human Rights in Eritrea / ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡
- UN - Commission of inquiry on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Mike Smith / ሚስተር ማይክ ስሚዝ፡ ኣቦ ወንበር መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- Also see: "UN - COI on Eritrea / ናይ ውሕሃ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡
- UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-ERITREA) And POPULAR RESPONSES
- ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ህዝባዊ ግብረ-መልሲን
- ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ኵነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ – ዘይወግዓዊ ትርጉም (ብትግርኛ)


ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ።