Placeholder Picture
Placeholder Picture
Eritrean House of Dialogue (EHD), Workshops - 2024

21/12/2024 23:55 PM Updated

ዓውደ-መጽናዕቲን ህዝባዊ ዘተን፡
ብ'ኤሪትራዊ ኣደራሽ ዘተን ክትዕን - 2024

Eritrean House of Dialogue (EHD) Workshops - 2024

by Eritrean House of Dialogue (EHD), November - December 2024

Eritrean House of Dialogue (EHD), Workshops - 2024

Eritrean House of Dialogue (EHD), Workshops - 2024
ዓውደ-መጽናዕቲን ህዝባዊ ዘተን፡ ብ'ኤሪትራዊ ኣደራሽ ዘተን ክትዕን - 2024።


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዓውደ መጽናዕቲ ብኣባላት መኣዲ ዘተ [ ERIPM 30 Nov 2024 ]


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዓውደ መጽናዕቲ ብኣባላት መኣዲ ዘተ [ ERIPM 7 Dec 2024 ]


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዓውደ መጽናዕቲ ብኣባላት መኣዲ ዘተ [ ERIPM 14 Dec 2024 ]


ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዓውደ መጽናዕቲ ብኣባላት መኣዲ ዘተ [ ERIPM 21 Dec 2024 ]


ኣደራሽ ዘተ፡ ኣብዚ 2ተ ዓመት እንታይ ኣፍርዩ? Dehay Eritrea (6 Dec 2024):



See also Related:
ምስዚ ዝመሳሰልን ዝተኣሳሰርን፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: