Placeholder Picture
Placeholder Picture
9th Eritrean Veterans Day - Event, Saturday, 17th August 2024.

17/08/2024 23:53 PM

9th Eritrean Veterans Day - Event
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2024

عيد المحاربين الإريتريين 2024

Organised by Snitna Network, Saturday, 17th August 2024.

9th Eritrean Veterans Day - Event, Saturday, 17th August 2024.

ኣብዚ ናይ ሎሚ 9ይ ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት 2024 መደብ፡ ብዶ/ር ሳምሶን ማእከለ (Dr Samson Maekele) እናተኣልየ፡ ብርክት ዝበሉ ኣርእስትታት ተዘትዩሎም፡-

1. Ocbay Tesfay, Asghedet Mehreteab: (ኣገዳስነት መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ)

2. Mesfin Mengistu, Ali Shum, Goitom Mebrahtu: (መን ኢዮም ሓርበኛታት? ኣዳስነት ምኽባር ሓርበኛታት፡)

3. Asmahan Nouman: (ኣገዳስነት ፍሉይ ኣኽብሮት ንተቓለስቲ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡)

4. Meharena Hadgu, Haile Woldu: (ምኽሪ ንኤርትራውያን መንእሰያት ተቓለስቲ፡)

5. Mr Zeraslasie Shiker: (ትጽቢት መንእሰያት ካብ ሓርበኛታት፡)

6. Open Discussion (Q&A, Comments)

ንዝርዝራቱ፡ ኣብ ቪድዮ ክትሰምዑዎ ንዕድም።

Eritrean Veterans Day 2024 - መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2024 (Snitna 17-08-2024) Full program

Association of Disabled Eritreans (A.D.E.)
Information on how to make donation for our disabled veterans:
ንስንኩላን ሓርበኛታትና ብኸመይ ወፈያ ክንገብር ንኽእል? ሓበሬታ፡
معلومات عن كيفية التبرع لقدامى المحاربين المعاقين:



See also related - ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-



Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: