Placeholder Picture
Placeholder Picture
መደብ ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society.

07/08/2023 17:34 PM

መደብ ሕግን ሕብረተሰብን
Law and Society.

መደብ ሕግን ሕብረተሰብን - Law and Society

ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን።
Educational series, by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).
ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሖ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንዕኡ ንምዕዛዝ ዝሕግዝ ሓበሬታ ክትልእኩልናን ንምሕጸን።

 ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን።
Educational series, by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).


-   1ይ ክፋል (04-Nov-2021)፡
-   2ይ ክፋል (28 Sept 2021)፡
-   3ይ ክፋል (06-Jan-2022)፡


ብዛዕባ ሕግን ሕጋዉነትን መፍቲሒታቱን ዘተ ምስ ሰብ ሞያ ሕጊ።
LAW, LEGALITY AND SOLUTIONS
Discussion with Law professional Eritreans.
Posted on permission by copyright owner (pictured), Ms Feven Gideon. ብፍቓድ ወናኒቱ፡ ፊቨን ጊደዎን ዝወጸ ኢዩ።
For more contents, you may visit Ms Feven Gideon's facebook page.


-  ብዛዕባ ሕግን ሕጋዉነትን መፍቲሒታቱን Law Legality and Solutions (Snitna: 13-Apr-2019) Part 1
-   ብዛዕባ ሕግን ሕጋዉነትን መፍቲሒታቱን Law Legality and Solutions (Snitna: 13-Apr-2019) Part 2፡
-   ብዛዕባ ሕግን ሕጋዉነትን መፍቲሒታቱን Law Legality and Solutions (Snitna: 13-Apr-2019) Part 3፡


06/10/2019 23:47 PM ልዕልና ሕግን ሰብኣዊ መሰላትን
Rule of Law & Human Rights
Mr Wesenseghed Hagos (Law Professional)
at Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ፓልቶክ ሩም
(on ሰንበት Sunday 06 October 2019)


-  Rule of Law & Human Rights ልዕና ሕጊ... Mr Wesenseghed Hagos (at Hdri Jeganuna 06-Oct-2019) P-1
-   Rule of Law & Human Rights ልዕና ሕጊ... Mr Wesenseghed Hagos (at Hdri Jeganuna 06-Oct-2019) P-2፡
-  Rule of Law & Human Rights ልዕና ሕጊ... Mr Wesenseghed Hagos (at Hdri Jeganuna 06-Oct-2019) P-3፡


 ቅነ ሕጊ፡ ብዘይ ስርዓተ ሕጊ፦


 ATV: `ሕጊ ኣብ ዘይብሉ ቅነ-ሕጊ` - ዘተ ምስ በረኸት ስቲፋኖስ፡ ኣብ ዘለናዮ ሸው፡ ብዮዲት እምባየ


 𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ፎውዝያ ምእዝዝቲ ስለዝኾነት'ያ ትነብር ዘላ | ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ ~2ይ ክፋል


 ኣስተምህሮ፡ መስርሕ ምንዳፍ ቅዋም ኤርትራ፡ ብ`ዶር. በረኸት ሃብተስላሰ።
The Eritrean Constitution Making Process, Seminar by Dr Bereket Habte selassie.


 Symposium 2022: Understanding the Eritrean Constitution.
ሲምፖዝዩም 2022: ንምዕዛዝ ርድኢት ብዛዕባ ቅዋም ኤርትራ


 ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) Facebook
ፌስቡክ - ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን።




See also more related on Constitution and constitutionalism:
ምስ ቅዋምን ቅዋምነትን ሕቶ ዲሞክራሲን ዝተኣሳሰሩ ጽሑፋት፡ ኣብ ታሕቲ ተወከሱ:-

Global Policy / መትከላት

Snitna: Code of Conduct — መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት

ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። Snitna Policy Code Asset Logoብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more

See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

ድለዩ/ያ | تقص

This free script provided by
JavaScript Kit


Also visit us at: