Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
11/05/2024 20:37 PM
TO THE GOVERNMENT AND PEOPLE OF ITALY.
by Eritrean Coalition for Democratic Change (ECDC)
The Eritrean Coalition for Democratic Change (ECDC) is a coalition of 11 Eritrean political parties, movements and organisations aspiring to bring a democratic change in Eritrea. Read more
05/05/2024 23:56 PM
ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ሕድራይ ፍስሃ፡ መቓልስቲ ብሪ/ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዝነበረ።
ኣብ ጉዳይ፡ ናይቲ ብሪ/ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዝገበሮ ተኻታታሊ ቃለመሕትት።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/05/2024 03:56 AM
ንምቋም ንኣብ ዘይምኩል ፈደረላዊ ምሕደራ ዝተሰረተ፡ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስደት።
ብዶር ነጋሲ ሓድጉ፡ ካብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ።
ዝከበርኩም ደቂ ሃገር ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ሃገርና ኤርትራ ዓድታታ ፈሪሰን ከተመታት ዓንየን ስድራቤታታ ተበታቲነን ልዕሊ 70% መንሰይ ወለዶ ህዝባ ኣብ ኣብ ስደት ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን ህላዉነትና ህዝብና ንምርግጋጽን፡ ቀጻልነት ሃገርና ንምዉሓስ እዞም ኣብ ስደት ዘሎና ኤርትራዉያን መሰል ዉልቀ ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ማይቤታት ዘዉሓሰ፣ ኣብ ዓድታት፡ ቀበሌ፡ ከተማ፡ ወረዳታት፡ ኣዉራጃታት እምነ መሰረት ዘለዎ ናይ ደገ ምንግስቲ መስሪትና ነዚ ሕጋዊ ምኳን ፈንፊኑ ዓመጽ ዝመረጸ ዘራፊ ስርዓት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) ንምእላይ ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ዝብል መርሆ እንቀላሰሉ መድረኽ ሰዓቱ ሕጂ ኢዩ። Read more:
27/04/2024 23:55 PM
ቀንድን ኪልወጥ ዘለዎን ሽግር ሃገርና፡ ኢሳያሳዊ ምልኪ፡ ንቐጻሊ ወለዶ፡ ብሓሶት ትረኻ ሓጺቡ እናሃነጸ ምዕባዩ ኢዩ። መፍትሒኡ'ኸ?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
26/04/2024 00:04 AM
ኣብ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ መነባብሮን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ።
ኤርትራ፡ ደጋን ቆላን፡ መታሕትን ከበሳን፡ ኣስላማይን ክርስትያንን ከይበለ ተኸባቢሩ ዝነብር፡ ዓዱን ቤተ ሰቡን ዘፍቅር፡ ባህሉን ልምዱን ዘኽብር፡ ብስነ-
21/04/2024 02:40 AM
ደድሕሪ ህዝቢ ዝኸይድ ውድብ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮነን።
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity,
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ’ዚ መድረኽ፡ ህዝቢ ብብልሓትን ብዘገምታን ተበታቲኑ ክጠፍእ ዓቕሙ ጸንቂቁ ዝሰርሕ ዘቤታዊ ጸላኢ ብሓደ መዳይ፡ ነቲ ጠንቂ ኣሊኻ ናብ ንቡር ፖለቲካዊ ምሕደራ ንምምላስ ኣብ ዝጠልብ ወሳኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ከኣ በቲ ካልእ መዳይ ይርከብ ኣሎ። ኣብ’ዚ ወሳኒ መድረኽ’ዚ ሓደ ንነብሱ ከም ኣካል ደምበ ተቓውሞ ዝፈልጥ ፖለቲካዊ ውድብ እንታይ ኣማሊኡ’ዩ ክዋሳእ ዘለዎ? “ካብ ሳዕሳዕካስ ተቖጻጸ” ከም ዝበሃል፡ ኣብ ፖለቲካ ካብ ተኣትወ፡ ናተይ ዝብሎ ኣማራጺ ፖለቲካዊ ስነ-
20/04/2024 23:52 PM
ናይ መንግስቲ ህግደፍ ዝነደየ ፖለቲካዊ ዕላማ፡ ህዝብን ሃገርን የዕኑን ይብትንን‘ምበር ኣየድሕንን።
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity,
መሪሕነት ህግሓኤ /ህግደፍ/ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንደሓር ኣብ ዘሎ ሓያሎይ ዓመታት፡ ኣወንታዊ ፖለቲካዊ ተራ ዝተጻወቶ እንተነበረ፡ ሃገራዊ ነጻነትናን ልዑላውነትናን ኣብ ሕብረተ ሰብ ዓለም ተፈላጥነት ክረክብ ኣብ ምግባር ዝተጻወቶ ኣወንታዊ ተራ ጥራሕ እዩ። ድሕሪኡ ኣብ ዘሎ ከባቢ 31 ዓመታት ግን ናይ ዓፈናን ጭፍጨፋን መሓውራት /ትካላት/ ብምጥያስ ናብ ገዛኢ ጨቛኒ ደርቢ ነብሱ ብምስግጋር ኩሉ ድሌቱ እምነቱን ስጉምቲታቱን ኣንጻር ድሌት፡ መሰልን ጠቕምን ናይ ህዝብታትና ብምቕናዕ፡ ነቲ ብባዕዳዊ መግዛእቲ ዝበጽሖም ዝነበረ ጭቆናን ምዝመዛን ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ኣጠናኺሩ ብምቕጻል፡ ህዝብታትና ሓሳረ መከረኦም ክርእዩ እናገበረ እዩ መጺኡን ዝቕጽል ዘሎን። Read more:
20/04/2024 23:52 PM
ብልሓት ምልላይ ካብ ውድቐትናን ጥበብ ኣፈታትሕኡን
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/04/2024 23:45 PM
ካብ ምንቅስቓስ ይኣክል ሃገረ ጥልያን፡ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን (18/04/2024)
An Open Letter from Global Yiakl to Eritrean Ambassador in Italy (18/04/2024)
ዝኸበርካ ኣምባሳደር፣ ሰላምን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን።
እቲ ኣብ ዕለት 13፡ ኣብ ንኡስ ምምሕዳር ሚላኖ "ኤርትራ – ኣብ ትሕቲ ማእሰርቲ ዝነብር ህዝቢ" ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዓለምለኻዊ ይኣክልን ጥልያንን፡ ብምትሓባባር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሚላኖን ዝተኻየደ ሰሚናር፡ ንኸይካየድ ብዕለት 12 ምያዝያ 2024፡ ናብ ኣመሓዳሪ ከተማ ሚላኖ ዝጸሓፍካዮ ደብዳቤ በጺሑናስ ብምግራም ኣንቢብናዮ። Read more
18/04/2024 23:45 PM
ኣብ ከተማ ሚላኖ፡ ዕውት ዲፕሎማሲያዊ ሰሚናር ተኻይዱ።
ቀዳም 13 ማዝያ 2024 ኮሚተ ዲፕሎማሲ ይኣክል ኢጣልያ ምስ ደምክራስያዊ ሰልፊ ጥልያን (PD)ብምትሕብባር “ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ማእሰርቲ ዝነብር ህዝቢ" (Eritrea; Un popolo in Prigione) ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዲፕሎማስያዊ ሰሚናር (ዋዕላ) ተኻይዱ።
ማርኮ ካቫላሪን፡ ሓደ ካብቶም ኣዳለውትን ተደጋገፍትን ሓጺር መኽፈቲ ድሕሪ ምሃብ፡ ኣቶ ደስበለ መሓሪ – ዋና ጸሓፊ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ይኣክል፡ እዚ ኣርእስቲ፡ ስለምንታይ ከምዝተመርጸን፡ እቲ ነዚ መደብዚ ዘዳለወ ምንቅስቓስ ይኣክል መን ምዃኑን ሓጺር መግለጺ ኣቕሪቡ። ድሕሪኡ ናብቲ ዝርዝር መዳባት ብምእታው በዚ ዝስዕብ ቐደም ተኸተል እቲ መደብ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ ተጀሚሩ። Read more:
18/04/2024 23:45 PM
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity,
ኣበይ ሃገር ኣሎ ብዘየገድስ፡ ህዝቢ ከም ህዝቢ ኲናት፣ ዓፈና፣ ድኽነት፣ ኣድልዎ፣ ኣነ ይፈልጠልካ ዝተበሃልካዮ ግበር ዝብል ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ መግዛእቲ ይጸልእ። ሰላም፡ ደሞክራሲ፡ ልምዓት፡ ልዕልና ግዝኣተ ሕጊ፡ ልኡላዊ ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ዝተጓደለሉ ወይ ጠቕሊሉ ኣብ ዝጠፍኣሉ ህዝቢ ከም ህዝቢ ይጉዳእ። ብንቡር ዘይኮነ ብዘይንቡር ምሕደራ ክነባበር ይግደድ። ስለዚ ከኣ ኩሉ ህዝቢ ከም ህዝቢ ሰላም፣ ደሞክራሲ፣ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ፍትሒ፣ ኣብ ጉዳዩን ጉዳይ ሃገሩን ወሳኒ ኣወንታዊ ተጽዕኖ ዘሕድረሉ ልኡላዊ ፖለቲካዊ ስልጣን ክህልዎ ይደሊ። ካብ’ዚ ዘይንቡር ግዱድ ምሕደራ ሓራ ወጺኡ ናብ ንቡር ክምለስ ይምነ። Read more:
11/04/2024 23:45 PM
Eritrea’s Hard-
From the Perspective of a Veteran Freedom Fighter, Hardcover – 27 Mar. 2024
ኣቶ ሰመረ ሰለሙን፡ ኣብ ፈለማ 1970ታት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ (ህሓሓኤ) እተጸንበረ፡ በቲ ኣብ 1973 ዝነበረ ናይ ምእራም ምንቅስቓስ፡ “መንካዕ” ብዝብል ስም እተጠመቐ፡ ዝምባለ ኣለዎ ተባሂሉ ክሳብ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ናይቲ ውድብ ኣትዩ እተኣስረን እተመርመረን ኢዩ። ሽዑ፡ ኣብቲ ጉዳይ ተሓቲቱ፡ እምነቱ ብድፍረት ከምዝገለጸን ኣብ መጽሓፉ ጠቒሱ ኣሎ። ኣቶ ሰመረ፡ ኣብቲ ኣብ ሞንጎ ህሓሓኤ’ን ተሓኤ’ን ዝነበረ ኲናት ሕድሕድ ንምትዕራቕ እተኻየደ ጻዕሪ፡ ሓሙሻይ ርእሱ ን’ህሓሓኤ ወኪሉ ተሳቲፉ። ኣብ ህሓሓኤ-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
09/04/2024 23:45 PM
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/04/2024 23:55 PM
ህዝብና፡ ምርግጋጽ ሓርነትን ስልጣኑን ካብ ድምጹ ኢዩ ዚጅምር።
The realization of Our people's freedom and power begins with their voice.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
05/04/2024 15:12 PM
Bi-
ERITREA REMAINS ALL-
TO THE UN SYSTEM, TO ITS PEOPLE AND THE REST
Eritreans, their neighbours, the UN system, global human rights advocacies and even regime ‘friendly’ interlocutors have continually failed to help change the decades-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/04/2024 18:51 PM
"Finding Common Grounds" ሓቢርካ ንምቅላስ፡ ምልላይ ሓባራዊ ረቛሒታት!
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/04/2024 18:51 PM
The most optimum path leading Briged Nhamedu
Introduction
The Eritrean Briged Nhamedu is a struggle of the Eritrean Mass Movement Task Force (ሓይሊ ዕማም) that most of whom have paid untold prices to subsist and strive in Eritrea, a country which is unfortunately ruled by an iron fisted dictator, who unilaterally, self proclaimed president for life. The dictator’s army of tugs in Eritrea have terrorized and brutalized the people of Eritrea in general, and the youth, children and women in particular. Read more:
01/04/2024 18:51 PM
ዕላምኡ ብምንጻር ዘይተወደበ ሓይሊ ተቓሊሱ ክዕወት ኣይክእልን እዩ።
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity,
ጭቁናትን ግፉዓትን ሕብረተ-
See Older Posts ዝሓለፉ ጽሑፋት / ዜናታት >>
09/05/2024 14:56 PM
2-
A conversation with veteran Dawit Asgedom.
ዳዊት ኣስገዶም፡ መምህርን ናይ ባንክ ሰራሕተኛ ዝነበረን ኮይኑ፡ ብምትሕብባር ፈዳይን ተሓኤ (ኣብራሃለይ ክፍለ፡ ዘምህረትን ካልኦትን)፡ ኣሽሓት ኣቕራሽ (ብር) ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ብምውጻእ፡ ናብ ሰውራ ኤርትራ (ተሓኤ) ዘረከበ ተጋዳላይ ኢዩ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/05/2024 15:56 PM
ሙሉእ ምሕረት፡ ሰላምን ቅሳነትን፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ንከባቢናን ዓለምን፡ የውርደልና ፈጣሪ!
04/05/2024 03:35 AM
ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓረካ)፡ ፈተውቲ ብዝመስሉ ወገናት ጉዕዘኡ ከይቑጸ ክጥንቀቕ ይግባእ።
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)፡
Democtatic Front For Eritrean Unity,
ብደረጃ ውልቀ ሰብ ኮነ እኩባት ሰባት፡ ጸረ-
03/05/2024 15:03 PM
26/04/2024 00:04 AM
ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ኤርትራ ንዘሎ ጋግ፡ መላግቦ ምፍጣር።
Bridging generational Gap among Eritreans.
سد الفجوة بين الأجيال الإرترية
Mr Eyob Tsegay, Ms Marymagdelane Debessai, Ms Mulu Beiene, Mr Asefaw Berhe,
ኢዮብ ጸጋይ፡ ሜሪማግደሊን፡ ሙሉ በየነ፡ ኣሰፋው በርሀ፡
Mr Dawit Gebremeskel and Ms Mebrat Deres
ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል ከምኡ'ውን ወ/ሮ መብራት ደረስ
6:00 PM London UK, 7:00 PM Berlin Time
Zoom ID: 843 8102 2969 Passcode: 480711
Join Zoom (Here) live on FaceBook: (Here)
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/04/2024 23:52 PM
ቀይሕ ብኤርትራ ተሓቲቱ ናብ ኢትዮጵያ ዝተወሰነ፡ ሓምላይ ብኢትዮጵያ ተሓቲቱ ንኤርትራ ዝተወስነ
ካብ 1998 ንደሓር ብደረጃ ዓለም ከይተፈ፡ ኣዛረብቲ ኮይኖም ካብ ዝጸንሑ ዛዕባታትና ሓደ፡ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምንባሩ ዘይንርሰዖ እዩ። እዚ ዛዕባዚ ኣዛራቢ ዝኾነሉ ምኽንያት ብሽፋን “ናይ ዶብ ምስሕሓብ”፡ ኣብ 1998-
See Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
20/04/2024 23:52 PM Updated
APRIL 14, Eritrean Detaines Day REMEMBERED
فعالية يوم المعتقل الإرتري 2024 لندن
APRIL 14, Eritrean Detaines Day: Remembered in London, UK, on 13 April 2024. Many participants shared their memories. For details, please check the video above.
ሚያዝያ 14፡ መዓልቲ እሱራት፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብዚ እተኻየደ ናይ ዝኽሪ መዓልቲ፡ ብርክት ዝበሉ ተሳተፍቲ፡ ዝኽርታቶም ኣቕሪቦም። ዝርዝር፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ቪድዮ ተወከሱ። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
18/04/2024 23:45 PM
Major General Haile Samuel "china"
As we consider the power of words as resistance, we need to explore how a slice of history I witnessed can be a light in the darkness to help us build empathy, solidarity and truth. In these difficult times for Eritrea, how can we unlock the possibility of a new future for all and remind us of the price paid for Eritrea’s sovereignty. Read more:
13/04/2024 23:42 PM
The Challenges of working together.
Mr Tsegay Ghebrehiwet መምህር ጸጋይ ገብረህይወት።
Mr Dawit Gebremeskel ዳዊት ገብረመስቀል
Part-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
13/04/2024 23:42 PM
ኢሳያስ ኣዋዲዱን ወዲቡን ዚሰርሖ ህ.ግ.ግ.ደ.ፍ. ኣዚዩ ርዑድ ጉጅለ ኢዩ። ካብ መን? ውጽኢቱ'ኸ?
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/04/2024 23:55 PM
Identifying our weaknesses and ways to resolve them.
Mr Berhane Hailemichael ኣቶ ብርሃነ ሃይለሚካኤል
Mr Dawit Gebremeskel ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
05/04/2024 15:12 PM Updated
ተኻታታሊ ኣስተምህሮ፡ ብማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን።
Educational series, by ERITREAN LAW SOCIETY (ELS).
ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኤርትራውያን (ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)፡ ምስ ኤሪሳት (EriSat) ብምትሕብባር፡ ተኻታታሊ ንሕብረተሰብን ዜጋታትን ኤርትራ ዝምልከት፡ ተኻታታሊ ኣስተምህሮ ክህቡ ጀሚሮም ኣለዉ። መርበብ ሓበሬታ ስኒትና፡ ነቲ መደባት እናተኻታተለት፡ ብቐጻሊ ጠርኒፋ ኣብዚ ክትዝርግሖ ስለዝኾነት፡ ነዚ ኣገዳሲ መደብ ክትከታተሉዎን ንዕኡ ንምዕዛዝ ዝሕግዝ ሓበሬታ ክትልእኩልናን ንምሕጸን። Read more
01/04/2024 18:51 PM
Unmasking the Deception: Seeking Justice for Recent Events in The Hague
to the Authorities and the People of the State of the Netherlands,
To His Excellency Jan van Zanen, Mayor of The Hague,
To His Excellency Mark Rutte, Prime Minister of the Netherlands,
To the Parliament of the State of the Netherlands,
To the Law Enforcement Authorities of the State of the Netherlands, To the People of the State of the Netherlands,
With a profound sense of duty and determination, I address you concerning recent events that have unfolded within the boundaries of your esteemed city, The Hague. Read more:
01/04/2024 18:51 PM
Introducing the Eritrean Relief and Rehabilitation Association (ERRA)
(ERRA) نقدم لكم جمعية الإغاثة واعادة التأهيل الإريترية
27/03/2024 12:39 PM
A Biography of Veteran Woldeab Woldemariam, by Emnetu Tesfay.
ብዛዕባኡ ሓበሬታ፡ ኣብዚ ተወከሱ። for more information, click here.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
24/03/2024 23:45 PM
Conflicts and Conflict Resolution challenges
Mr Kiflehans Teweldebrhan ኣቶ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን
Moderator (ኣላዪ)፡ Dr Thomas Araya ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
23/03/2024 17:45 PM
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ (እዋና)፡ 09 መጋቢት 2024።
Press Release: Eritrean Women Association of North America, EWANA, 09 March 2024.
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ (እዋና) ብዓል ዓለምለኽዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስቲዮን ቀዳማይ ጉባኤ ማሕበርን ካብ 8 -
See Older Posts ዝሓለፉ ጽሑፋት / ዜናታት >>
News-
EHPN -
EHPN -
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Radio channels ራድዮ
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
BanaMentalHealth ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
EWANA -
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites ካልኦት ኣገደስቲ
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Everyday Low Prices
Google search here:
Understanding the Eritrean Constitution
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |