Google search here:
Eritrea's Disappeared Community
EritreaDaily ኤርትራ-
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Harnet.org ሓርነት.ኦርግ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG (ስኒት)
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
RDASO ደ. ምንቅስቓስ ዓፋር ቀ.ባ.
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Digital Cameras ካሜራ under £100
Compact System Camera Under £300
Wireless Headphones Under £100
ቅዋም ኤርትራ
Eritrean Constitution
الدستور الإرتري
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
ADVICE -
ዕላማ ናይዚ ገጽ’ዚ፡ ንኤርትራውያን ነብሶም ንምምዕባል፡ ብግሊ ወይ በእኩብ ወፍሪ ንምግባር፡ ከምኡ’ውን፡ ብፍላይ ንኣብ ወጻኢ ተሰዲዶም ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝገጥሞም ዘሎ ማሕበራዊ ሽግራት ንምቅላል ዝሕግዝ ኣገዳሲ ሞያዊ ምኽሪን ሓበሬታን ንምልውዋጥ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ፡ ካብ ኩሉ ምንጪታት ብምእካብ፡ እቲ ተራ ኤርትራዊ ብቐሊሉ ከምዝጥቀሙሉ ንምግባር ኢዩ።
ኤርትራውያን፡ ብተናጸል ዘይኮነ፡ ብሓባር ምስእንሰርሕ ጥራይ ኢና ክንዕወት ንኽእል። ስለዝኾነ፡ ንሓድሕድና ክንመዓዓድን ተመኩሮ ክንለዋወጥን ኣገዳሲ ኢዩ። አሞ፡ ነዚ ዕላማ’ዚ ንምዕዛዝ፡ ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ነዚ ገጽ’ዚ ከሀብትሞ፡ ጻውዒትና ነቕርብ። በዚ ጠዊቕኩም ሓበሬታ ልኣኹልና።
ኩሉ ዝቐረበልና ኣስተምህሮ (ብጽሑፍ፡ ድምጺ፡ ከምኡውን ቪድዮ) ኣብዚ ከነውጽኦ ኢና።
ስለኣበርክቶኹም ደጊምና ነመስግን። www.snitna.com
28/09/2014 22:25 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
ናዝ የማነ፡ ምስ ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ (ናይ ልዕሊ 20 ዓመታት ናይ ጥዕና ኣእምሮ ምኩር)፡ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፡-
07/10/2014 17:18 PM
Health Care Interview with Dr. Yemane Sium – Heart Disease – HQ
[eritrea-
07/10/2014 17:18 PM
ዶ/ር ሃብቶም ገብረዝጊሄር፡-
How to recognize – “Breast Cancer” by Eritrean Dr. Habtom Ghebregziher
[eritrea-
07/10/2014 17:18 PM
ዶ/ር ካሌብ ኣብርሃ፡-
Eritrean Interview with Dr Kaleb Abraha – Metbahti
[eritrea-
07/06/2014 17:18 PM
ዶ/ር የማነ ደስታ -
Dr Yemane Desta -
[eritrea-
07/10/2014 17:18 PM
ዶክቶራት ኣብ ፓልቶክ፡-
ብዛዕባ ሕማም ወይቦ
Doctors on Paltalk -
[Paltalk EPLF-
ጥዕናዊ፡ ስነ-
09/10/2014 16:45 PM
ዶ/ር ላይነሽ ገብረሂወት፡-
Interview with Eritrean Dr Laynesh Ghebrehiwet – on Dental Care
[eritrea-
19/10/2014 23:12 PM
ዓምዲ ጥዕና፡-
[ መጽሔት ብርሃን ቶሮንቶ ]
ነፍሰ-
ንሞያዊን፡ ፖለቲካውን ዝምልከት ምኽሪ ኣብዚ ጠውቑ
19/10/2014 23:12 PM
Eritrean Traditional Hiding of Disable People in Suburbs-
ስንኩላን ካብ ገዛ ከይወጽኡ ምሕባእ -
20/02/2014 02:21 AM
[ ዶ/ር ግርማይ ሓጎስ -
VOA -
ነሕማም ጉርጉሪት ኣብ ኸበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝርኣይን መብዛሕቲኡ ግዜ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዘጥቅዕን ይገልፁ።ቀንዲ መንቀሊ ጉሩንጉሪት ዋሕዲ ኣዮዲን ኮይኑ ሕክምና እንድሕር ዘይረኺቡ ክሳብ ሞት ዘብፅሕ ዓብዪ ናይ ጥዕና ሽግር ከምዘስዕብ ይሕብሩ።ንዝርዝሩ ይድምፁ። ..Read more
11/02/2015 02:08 AM
ዓምዲ ጥዕና፡-
09/01/2015 23:07 PM
[ kidanemhret.com ]
መብዛሕትኦም መንእሰያት፡ ተጠቀምቲ ድራግ ወይ ሓለፋ ናይ ዝተፈላለዩ ሓደገኛ ዓይነት ድራግ ዘለዎም ኣይኮኑን። ግን'ከ፡ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ውሑዳት መንእሰያት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ድራግ (ዕጸ-
13/03/2015 02:33 AM
ዓምዲ ጥዕና፡-
[ kidanemhret.com ]
ኣብ ዘሎናዮ እዋን፡ ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ኤርትራውያን ብብዝሒ ካብ ኣካባቢና ተኣሊና እንነብር ኣሎና። እዚ ከኣ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ኪኸውን ይኽእል። ገለ ሰባት ብሰንኪ... Read more
06/09/2015 22:54 PM
ዓምዲ ጥዕና፡-
ብ’ዮሓንስ ድራር
[ kidanemhret.com መጽሔት ብርሃን ቶሮንቶ ]
ድቃስ ቀንዲ ናይ መዒልታዊ ህይወትና ዕረፍትን እፎይታን እንረኽበሉ፣ ስራሕና ብግቡእ ከነስልጥ ዚሕግዘና ሓደ ካብ መሰረታዊ
ባህርያትና ኢዩ። ኣብ ድቃስ ነሕልፎ ግዝያት ወይ ሰዓታት ሓደ ሲሶ ናይ ህይወትና ኢዩ። መሰረታዊ መዒልታዊ ስራሓትናን ተግባራትናን ከነሳልጥ ሙሉእ ድቃስ የድሌየና። ሓደ ሰብ እኹል ዕረፍቲ ንኪገብር እንተወሓደ ኣብ መዒልቲ 7.5 ወይ 8.5 ሰዒታት ድቃስ የድሌዮ። …Read more
13/09/2015 13:35 AM
ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ (Social Advice)፡-
Seminar on Solving Social Issues
[Youtube: Kerkebet]
06/02/2016 14:20 PM
እዚ መደብ’ዚ ፈላሚ ናይቲ ዝቕጽል መደባት ኢዩ።
ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ዝተጠቕሰ፡ ዶ/ር ቀሺ ፍጹም፡ እቲ እንኮ ምሁር ሓኪም ስነ-
•ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕን ንምክትታልን፡-
ካብ መደብ ድባብ (ኤሪቲቪ)
ተወሰኽቲ ተመሳሰልቲ መደባት፡ ኣብ ማሕበራዊ፡ ባህላዊን ጥዕናዊን መዳያት ዘተኮሩ፡ ሞያዊ ኣስተምህሮታት፡ ካብ መደብ ድባብ (ኤሪቲቪ)፡ ንምስማዕ፡-
መንሽሮ እንታይ’ዩ?
[ www.cancervic.org.au ]
ብዛዕባ ሕማም መንሽሮ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝሓዘ ብትግርኛ ዝተዳለወ ወብሳይት ኢዩ። ነቲ ጠንቂ ኣቐዲምካ ንምእላዩ ወይ ንምቅላሉ ክግበር ዝግብኦ ጥንቃቐን ኣገዳሲ ሓበሬታን፡ ኣብኡ ኣሎኩም።
ስንክልና፡ ቀንዲ ሽግራት ስንክልናን መፍትሒታቶምን
Disability, problems and their solutions.
ቃለመጠይቕ ምስ ዶ/ር ቀሺ ፍጹምብርሃን ገብረንጉስ (Left) ሓኪም ስነኣእምሮ፡ ኣብ ማሕዩር ማእሰርቲ ዝርከብ) ከምኡውን ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ (Right)'ን (1ብ 1997 ዝተኻየደ)። Eritrea, Psychiatric Doctors Interview 1997 Tigrina.
ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዕላትን
(International Conventions)
ኤርትራ ( ድሕሪ ናጽነት -
ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን
(ብጉጅለ-
ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ -
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
Historical Documents
related to Eritrean Culture
ንታሪኽን ባህሊን ኤርትራ ዝገልጹ
ያታዊያን ጽሑፋትን ሰነዳትን
ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ -
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |