Google search here:
Eritrea's Disappeared Community
EritreaDaily ኤርትራ-
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Harnet.org ሓርነት.ኦርግ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG (ስኒት)
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
RDASO ደ. ምንቅስቓስ ዓፋር ቀ.ባ.
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Digital Cameras ካሜራ under £100
Compact System Camera Under £300
Wireless Headphones Under £100
ቅዋም ኤርትራ
Eritrean Constitution
الدستور الإرتري
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Where is Your Brother?
(ዘፍጥ.4፡9)
ሓዋርያዊ መልእኽቲ
ብካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
Pastoral Letter By Eritrean Catholic Bishops
25 ግንቦት 2014
ብጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ
Where is your Brother? (English version): Click here
ጽማቕ መልእኽቲ ንምስማዕ፡-
ርእይቶ ሰማዕቲ ኣብ ድምጺ ኣመሪካ (መደብ ትግርኛ)፡-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
25 th . May, 2014
“Where is your brother?”
(Gn. 4:9)
Greeting
1. To our “… true child(ren) in the faith …” and to all men and women of good will, “… Grace, mercy and peace from God the Father and from Christ Jesus our Lord” (1 Tm. 1:2). In this Easter season when we celebrate Christ’s victory over sin and death, it is our sincere wish that you re-
Beloved brothers and sisters in Christ, our faith is not merely “… the guarantee of the blessings we hope for, or the proof of the existence of realities that are unseen …” but through it “… we know that the ages were created by a word from God …” (Heb. 11:1-
ሓውኻ ይ ኣበይ ኣሎ? ( ዘፍጥ. 4፡9)
ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ።
ሰላምታ
1. “ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’ ’’ ናብ ዝኾኑ ፣ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ፣ ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ፣ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት፡ ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን ምእንቲ ክትህልዉ፡ ፍረ ብርሃን ዝኾነ ጽድቅን ሓቅን ክትለብሱ (ኤፌ 5፡ 8-
ፍቁራን ብኽርስቶስ ኣኅዋትን ኣኃትን ! “እምነት ነቲ ብተስፋ እንጽበዮ ነገር ከም እንረኽቦ ፣ ዜረጋግጽ፣ ነቲ ዘይረአ ነገር ከምዘሎ ዜረድእ ….”ጥራሕ ፣ ዘይኮነ፣ “ ዅሉ ዓለማት ብቓል ኣምላኽ ከምዝተፈጥረ…” ዚገልጽ፣ ነቲ ዅሉ ኣብ’ዚ ዓለም’ዚ ዚፍጸምን ዚኸውንን ዘበለ ከኣ ኡነተይና ትርጕሙን መልእኽቱን ብብርሃን “እምነት ስለ እነስተውዕሎ 2” ፣ ካብ’’ዛ እምነት’ዚኣ ፣ ተበጊስናን፣ በኣኣ ተንቀሳቒስናን ነዛ ሓዋርያዊት መልእኽትና ነቕርበልኩም።
ምስጋና
ሙሉእ መልእኽቲ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |