Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Google search here:
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
News-
EHPN -
EHPN -
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Radio channels ራድዮ
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
BanaMentalHealth ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
FreeEritrea
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites ካልኦት ኣገደስቲ
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Everyday Low Prices
ADVICE -
ዕላማ ናይዚ ገጽ’ዚ፡ ንኤርትራውያን ነብሶም ንምምዕባል፡ ብግሊ ወይ በእኩብ ወፍሪ ንምግባር፡ ከምኡ’ውን፡ ብፍላይ ንኣብ ወጻኢ ተሰዲዶም ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝገጥሞም ዘሎ ማሕበራዊ ሽግራት ንምቅላል ዝሕግዝ ኣገዳሲ ሞያዊ ምኽሪን ሓበሬታን ንምልውዋጥ ዝሕግዝ ኣስተምህሮ፡ ካብ ኩሉ ምንጪታት ብምእካብ፡ እቲ ተራ ኤርትራዊ ብቐሊሉ ከምዝጥቀሙሉ ንምግባር ኢዩ።
ኤርትራውያን፡ ብተናጸል ዘይኮነ፡ ብሓባር ምስእንሰርሕ ጥራይ ኢና ክንዕወት ንኽእል። ስለዝኾነ፡ ንሓድሕድና ክንመዓዓድን ተመኩሮ ክንለዋወጥን ኣገዳሲ ኢዩ። አሞ፡ ነዚ ዕላማ’ዚ ንምዕዛዝ፡ ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ግዱስ ኤርትራዊ፡ ነዚ ገጽ’ዚ ከሀብትሞ፡ ጻውዒትና ነቕርብ። በዚ ጠዊቕኩም ሓበሬታ ልኣኹልና።
ኩሉ ዝቐረበልና ኣስተምህሮ (ብጽሑፍ፡ ድምጺ፡ ከምኡውን ቪድዮ) ኣብዚ ከነውጽኦ ኢና።
ስለኣበርክቶኹም ደጊምና ነመስግን። www.snitna.com
ንጥዕናን ንማሕበራዊን ዝምልከት ምኽሪ ኣብዚ ጠውቑ
20/01/2014 22:05 PM
ቃለ-
[መስከረም.ነት]
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብተን ዝንብሩለን ሃገራት ዘሎ ቁጠባዊን፤ ተክኖሎጂካውን፤ ስነፍልጠታውን ዕቑር ጸጋታትን ዕድላትን ብዝላዓለ ኣድማዕነት ንኸጥቀምሉ እንታይ ክገብሩ ኣሎዎም?
Published on 26 Feb 2014
"How Do We Measure the Success and Failure of Eritreans in the Diaspora". [YouTube]
The topic is not only important and timely, but also touches every life aspect of the Eritrean society.
ዶ/ር ገብረ ገብረማርያም፡ ምስ ረድዮ ድምጺ ኤርትራ-
Streamed live on 6 Apr 2013
Mr. Khaled discussed "Eritreans in Diaspora and the challenges of integration".
[Teshamo Paltalk forum]
መዛረቢ ኣርእስቲ፦ ብዱሆታት ማሕበራዊ ምውህሃድ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ስደት።
ኣቶ ካልድ ዓብዱ ንጡፍ ኣብ ፖለቲካዊ ለውጢ ፣ ጽሓፋይ፣ ደራሳይ ግጥማዊት መጽሓፍ "ጽባሕ"፣ መስራትን ጽሓፋይን ጋዜጣ ኣድማስ ካብተን ኣብ 2001 ብስርዓት ህግደፍ ዝተኣገዳ ጋዜጣ ፣ ኣብ መዛተይ ገዛ ተሻሞ ፓልቶክ።
Where is Your Brother?
(ዘፍጥ.4፡9)
ሓዋርያዊ መልእኽቲ
ብካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
25 ግንቦት 2014
ብጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ
Where is your Brother? (English version):
ርእይቶ ሰማዕቲ ኣብ ድምጺ ኣመሪካ (መደብ ትግርኛ)፡-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
14/09/2014 23:34 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
ናዝ የማነ ካብ ድምጺ ኤርትራ፡ ምስ ኣቶ መርእድ ዘርኡ
ሰንበት፡ ዕለት 14 September 2014፡ በዚ ዝስዕብ ኣርእስቲ ዘትዮም፡-
1) ተራ ናይ ኣብ ውጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ህንጸት ዲሞክራስያዊ ስርዓት መጻኢት ኤርትራ:
2) ናይ ምዕራባዊ ቅዲ ወይ ስርዓተ-
3) መልሲ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ምዕራባዊ ዲሞክራሲ፡ ምስ ኤርትራ ዝኸይድ ኣይኮነን። ብዓይኒ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ተቓወምቲ ውድባት'ከ እቲ ኣማራጺ እንታይ ክኸውን ይኽእል?
ብቀጥታ ዝተቐድሐ ንምስማዕ በዚ ጠውቑ፡
12/03/2014 20:25 PM
National Reconciliation -
[YouTube]
ንሃገራዊ ዕርቂ ዝምልከት ሓባራዊ ዘተ ምስ ራድዮ ሃሊፋክስ ካናዳ (ናዝ የማነ)። ተሳተፍቲ፡-
15/11/2014 23:49 PM
Building Democracy in Eritrea፡ By Tesfaalem Araya
ምስዚ ዝመሳሰል ኣርእስቲ፡-
ዋዕላ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ -
See Related: ምስዚ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ (እማመ) ኣብዚ ጠውቑ። ከምኡውን ቃለመጠይቕ፡ ኣብዚ ጠውቑ ። ንውጽኢት ዋዕላ ዝምልከት ቃለመጠይቕ ምስ ኣዳለውቲ ናይቲ ዋዕላ (ድምጺ ኣሰና)
13/08/2014 01:01 AM
Eritrean Civic Democratic Movement (E.C.D.M)
DIALOGUE’S PAPERS FOR OUR COMMON STRATEGY AND FUTURE -
ሲቪክ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ንጭቡጥ ታሪኻዊ ምዕባለ ሃገረ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ክብርታቱን ከም መሰረትን ዓንዲ ማእከልን ናይ ቃልሱ ይወስዶም። ቀንዲ እምነ-
08/01/2015 22:51 PM
ሰሚናር፡-
Seminar by: Khaled Abdu -
08/01/2015 22:51 PM
ሰሚናር፡-
Seminar by: Khaled Abdu -
13/09/2015 13:35 AM
ዓምዲ ማሕበራዊ ምኽሪ (Social Advice)፡-
Seminar on Solving Social Issues
[Youtube: Kerkebet]
21/08/2015 18:20 PM
[ EMDHR.net ]
ብፈለማ ንዘቕረብኩምለይ ዕድመ ምስጋናይ ምስናይ ልዑል ኣኽብሮት ክገልጽ እፈቱ። ነዚ ዕድመ ተቐቢለ፡ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ፡ ብዛዕባ ኣብ ሓሳብን ስምዒትን ኩልና ዘሎ ጉዳይ ሃገርናን ህዝበናን፡ ጉዳይ ባዕልና፡ ክላዘብ ብምብቀዐይ፡ ንነፍሰይ ዕድለኛ ጌረ እቆጽራ። ነዚ ዕድል እዚ ክውን ዝገበሩ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ ምስጋናን ኣድናቖትን ይግብኦም።
ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን፡ Read more
10/09/2015 04:29 AM
Former Freedom fighter Mr. Oqbai Tesfamariam, shares his experience.
07/04/2016 16:04 PM
Seminar by Abdurahman Seyed Bohashem
[ YouTube -
እዚ ኣብ ፓልቶክ ስመር ገዛ ቁ-
(1) ምሕደራ ናይ ሃገር ብኸመይ ይቐውም? (2) ኣገዳስነት ምዝርራብ ብዛዕባ ምሕደራ፡ (3) ቅርጸ-
[Assenna.com ኣሰና]
ኣማኑኤል ሳህለ፡ ውሩይ ጸሓፋይን መምህርን ኢዩ። በቲ ኣብ ባህሊ፡ ታሪኽን ስነልቦናን፡ ዘቕርቦ ተኸታታሊ ኣስተምህሮታት ድማ ይልለ። ኣብ መርበብ ኣሰና.ኮም (www.assenna.com): ተኻታታሊ ኣገደስቲ ኣስተምህሮታት የቕርበልና ኣሎ። ገለ ካብዚ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-
ትምህርታዊ ጽሑፋት
ብ'ዶ/ር ተስፋ ገብረመድህን
Educational Articles by
Dr. Tesfa G. Gebremedhin -
ኣህጉራዊ ሕግታትን ውዕላትን
(International Conventions)
ኤርትራ ( ድሕሪ ናጽነት -
ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን
(ብጉጅለ-
ኣብ 2001 ዘውጽኡዎ ቅሉዕ ጠለባትን መልእኽትታትን
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ -
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ)
Historical Documents
related to Eritrean Culture
ንታሪኽን ባህሊን ኤርትራ ዝገልጹ
ያታዊያን ጽሑፋትን ሰነዳትን
ሕግን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ (ትግሪኛ -
ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
ሃገርና ኤርትራ
ጉዳይ ቅዋም፡-
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |