|
|
28/06/2020 20:14 PM
By: Hagos Tecle (June 20, 2020)
Dear brother and sisters as Eritreans we are Akele Guzay, Denkalia, Barka: Gash Barka & Gash Setit, Hamasien, Sahel, Semhar, Senhit and Seraye. This is who we are as a nation and we must embrace our identity. If we are not willing to accept who we are and where we came from, we may not now where we are going.
Our people fought for many years to secure our nation sovereignty and our people sacrifice so much to make it happen. However, they were short achieving liberty in our society. Read more
26/06/2020 23:50 PM
ኣቶ ነጋሽ ኣስፍሃ፡ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ብብረትን ብብርዕን ተቓሊሱ። ንሱ ኣብ ብዙሓት ውግኣት ተሳቲፉ ንድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ወኪሉ ኣብ ግንባራት ተሰሊፉ ጅግንነትን ጽንዓትን ተጋደልቲ መዝጊቡ። ኣብ ሓራን ሓውሲ ሓራን መሬት ኤርትራ: ጸላኢ ኣብ ህዝቢ ዝፈጸሞ ግፍዒን ህዝቢ ንናጽነት ሃገሩ ክውን ንምግባር ዘርኣዮ ጽንዓትን ዝኸፈሎ መስዋእትን ሰኒዱ። ድሕሪ ናጽነት ዋና ኣሰናዳኢ ዜና፡ ኣወሃሃዲ መደባት ረድዮ ድምጺ ሓፋሽን ኮይኑ ኣገልጊሉ። ነጋሽ ክልተ መጻሕፍቲ "ተልእኾይ ናብ ኣቢሲንያን" "ኣስመራ ካብ ኣርባዕተ ዓድታት ናብ ቦታ ቅርስታት ዓለም" ካብ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ተርጒሙ፡ ንታሪኽ ኤርትራ ዝምልከቱ ተኸታታልቲ ጽሑፋትን፡ ዝተፈላለዩ ዓንቀጻትን ኣቕሪቡ። Read more
25/06/2020 19:20 PM
Joint Declaration of The Eritrean Political Forces, June 2020.
—-
See also related ምስዚ ዝዛመድ፦
24/06/2020 14:14 PM Updated
ዝኽርታት፡ ገምጋማትን ትንታነታትን፡ Reflections and memories on the occasion of Eritrea’s Martyrs day, 20th June. تأملات وذكريات بمناسبة يوم شهداء إريتريا ، 20 يونيو
24/06/2020 14:14 PM Updated
(Coronavirus COVID-
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን!
ኣብዚ ዓለምና ብኣዝዩ ኣስጋኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ተለኺፋትሉ ዘላ እዋን፡ ንሃገርና ኤርትራ፡ ምስቲ ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ወዲቑ ዘሎ መነባብሮ ህዝብናን፡ ኣዝዩ ትሑት ዓቕሚ ናይ ኤርትራን፡ ኩልና ሃገራዊያን ኤርትራውያን፡ ኣዚና ተሻቒልና ንርከብ ኣሎና። ንሻቕሎትና ኣዝዩ ዘጋድድ ኩነታት ድማ፡ ልዕሊ ርብዒ ካብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ፈቐዶ ስደትን፡ መዓስከራት ስደተኛታት ጎረባብትና ሃገራትን፡ ኣብ ኣዝዩ ትሑትን ዝኸፍአን ናብራ ተጻቓቒጡ ይነብር ምህላዉ ኢዩ። ብሓፈሻ ህዝብና፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ስደት ኣብ መዓስከራትን ዝርከብ፡ ንድራር ዕለቱ ዝጽበ፡ ንጽባሕ እንታይ ከምዝምገብ ውሕስነት ዘይብሉ፡ ኣገልግሎት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዘይብሉ፡ ከምኡ`ውን ውሑስ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይረክብን ኢዩ።
ካብዚ ሻቕሎት`ዚ ዝነቐለ እምበኣር፡ ኩሎም ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ቦታ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ Read more
20/06/2020 17:18 PM
[EPDP]
ኤርትራ ሃገርና ብመስዋእቲ ጀጋኑኣን መስተንክራዊ ጽንዓት ህዝባን እያ ናጻ ኮይና። ስለዚ ኣይኮነንዶ ክንዲ ህይወት ዝኣክል ክቡር ዋጋ ምእንታኻ ንዝኸፈለ፡ ካብኡ ዝተሓተ ጽቡቕ ንዝወዓለልካ እውን ምምስጋንን ኣመስጊንካ ንኣመሰንገንቲ ምሃብን ግቡእ ስለ ዝኾነ ሰማእታትና ክንዝክሮም ግድን እዩ። ነቲ ምእንቲ ክብርኻ ዝሐለፈ፡ ኣበይን መዓስን ክዝክሮ ከም ዝግበኣካ ምውሳን ከኣ ቅቡል እዩ። ብመንጽርዚ ኤርትራውያን ሰማእታት ዝዝከሩላን Read more
20/06/2020 17:18 PM
ህግዲፍ ይትረፍስ ኤርትራ፡ ባዕሉ ንባዕሉ ክመሓድር ዘይክእል፡ ስርዓት!
[UDC]
ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ነበርቲ ዓድታት ይኹኑ ከተማታት፡ ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ብመደብ ዝተሰርዑ ዝተተሓዘ ዕላማ ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ንምዕንቓፍ፡ ንምድኻም፡ ንምድካይ፡ ተስፋ ንምቍራጽ ዘይተፈተነ ኣገባብ የልቦን። ካብ ዝሓለፈ ተሞክሮታት ንምጥቃስ መላኺ ስርዓት ዕዳጋ ብምኽልካል ጥሜት ከስፋሕፍሕ ብዘውጽኦ መደብ፡ ሓረስቶት ኣቦታት ንውልዶም ክረድኡ ካብ’ተን ብክንደይ ጻዕሪ ክራማት ደኺሞም ዝረኸብወን፡ ንገለ ኣፍ ህጻናት ቆልዑ ዶ ኾን የዕንግላ ይኾና ብማለት ርብዒት ክልተ ርብዒት ጸይሮም ንከተማታት ክኣትዉ ኣብ ብሎኮታት ኣስመራ ሓርጮም ንንፋስ ክዝሮ ተገይሩ፡ ሓርጭ ተኸልኪሉ Read more
20/06/2020 17:18 PM
ALENA MEDIA TV Frequency
ኣለና ሜድያ ቲቪ ፍሪኰንሲ
Nile Sat -
FEC 5/6 Tel: info@alenamedia.org Tel: +1 519-
19/06/2020 02:45 AM Updated
Global ERITREAN JUSTICE SEEKERS INITIATIVE -
(Fundraising campaign ጻውዒት ንወፈያ)
ኩልና ከምንርእዮ ዘለና ኣብዚ ኣዋን ዓለምና ብምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓቢ ቅልውላው እያ ትርከብ ዘላ። እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ነተን ብቁጠባውን ሰነፍልጠታውን ሓይለን ዝምከሓ ሃገራት ከም በዓል ኣመሪካ ከይተረፈ ዓቢ ራዕዲ ፈጢሩ ዘሎ፡ሓደገኛ ሕማም እዩ። ዓለምለኸ ይኣክል ነዚ ኣብ ዓለምና ኣንጸላልዪ ዘሎ ለበዳ ኾሮና ቫይረስ ንምብዳህ፡ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ ከምኡ'ውን ካልኦት ሃገራት ዘለዉ ኤረትራውያን ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ድለባ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ።
Global Yiakl response to the Pandemic COVID 19 Disaster
In response to the pandemic Covid 19 Global Yiakle set up fundraising task force to support Eritrean refugees in different parts of the world. Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
19/06/2020 05:19 AM
[ATV Assena]
See also ካልእ ጽሑፋት፦
19/06/2020 02:45 AM Updated
The aims of Tigray-
By Mr Abdurahman Sayed-
[Radio Saeyob]
1ይ ክፋል(05 June 2020)፡ 2ይ ክፋል(12 June 2020)፡
3ይ ክፋል(19 June 2020)፡ 4ይ ክፋል(26 June 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
19/06/2020 02:45 AM
ንጥረ ሓሳብ
ብዙሕ ኤርትራዊ ነዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ምዓተ-ልን። ሃገር ትጠፍእ ህዝባ`ውን እናበረሰስ ኤርትራዊ ኣብ ዘየድሊ ሓሸውየ ኢዩ ተጸሚዱ ዘሎ። እዚ ኸኣ ብኢድ ህግደፍ ይኽወስ ከምዘሎ ዘይተገንዘብና ብዙሓት ኢና። በዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት እምብኣር ዋላ ስርዓት ህግደፍ እንተ ተኣልየውን ሃገር ኣብ መወዳእታ ዘይብሉ ናይ ሕምሽምሽ ዓዘቕቲ ከይትኣቱ ስኽፍታ ክህልወና ግቡእ ኢዩ። እንታይ ኢዩ ምኽንያቱ ግና ክብደት ናይቲ ክመጽእ ዝኽእል ጸገም ክንርዳእ ዘይምኽኣልና? ኩሉ ኣንባቢ ኤርትራዊ ናይ ሕልና መልሲ ይሃበሉ። Read more
See also ካልእ ጽሑፋት፦
19/06/2020 02:45 AM
ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ (20 ሰነ)፡ ነቶም ኤርትራ ነጻ ንምግባር እታ ክብርትን መተካእታ ዘየብላን ሂወቶም ከፊሎም ዝሓለፉ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ሰማእታት፡ ኣብ ኣእምሮና ደጋጊምና እንዳኣማላለስና ንዝክረላ ዕለት ጥራሕ ዘይኮነትስ፡ ነቲ ገዲፎምልና ዝኸዱ ሓደራ (ምርግጋጽ ሓራ ኤርትራ -
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ነዚ ሕቶ እዚ ብምሕታት፡ ብስይንሳዊ ትንታነ ዝተደገፈ፡ ህዝቢ ኤርትራ መብጻዓ ሰማእታቱ ክሳብ ሕጂ ከምዘይፈጸመ የረድእ። መብጻዓ ሰማእታት ኤርትራ ንኽትገበር፡ ነብሲ-
19/06/2020 02:45 AM
ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ-
20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ ደዉ ካያ ኣኽጊ ፍትሕዲ ናይዲሲ ደዉ ይረንላኻ ሰኸረዲ ስነዲ ግን። ይና ብራ ይና ናንተልድ መንተልስሮሰና ኤሪዉድ ኻ ሰኸራ የነድኻ ዓንደል ኣኽሮና ደበናት ዶኩኹና። እና ይና ብረት ሸንህንሰዉ ድርጝ ያዂ ወክትል ቋልሰዉ ኣኽኒ። ቱርኩዲ፣ ምስርዲ፣ ጃቢትኖ ሳንኪተዉልድላ ግን። ይናከዉ ቱሩክ ዕምጪሲ ኤልብዱኑ ኣዳም ትምዮ ጉዶ ገምዶ ዕልልሲ ፈጠጣዂሲ ‘’ኒን ውሪ ቱሩክ ሕክም’’ የነኲሉ። ዕምጭ ምስሩኽር ስዳዋዂ ኣኽላ። Read more
19/06/2020 02:45 AM
ሰማእታትና ንምዝካር ዝተገብረት፡
ዕላማ መስዋእቶም፡ ንክወሃቦ ክብረት፡
ተኣኪብና ነብዕላ፡ ዓመት መጸት።
ጥዋፍ ይበርህ፡ ሽምዓ ይመክኽ፡
ስውኣት ነልዕሎም፡ ታሪኾም ንትርኽ፡
ገላጺ ጉዕዞ ሂወት፡ ዝነብር ኣብ ታሪኽ፡
ለበዋኦም ንፈጽም፡ ነብስና ንሕከኽ። Read more
18/06/2020 22:25 PM
ንሕና ደቂ ሰባት ኣብ ልዕሊ እዛ ሰላም ጌርና ሽገርገር ዘይብላ ሃዲእና ብጻዕርና ሰሪሕና ብጽቡቕ ክንነብረላ ብኣምላኽና ዝተዓደለትና ገነት መሬት፣ ኩልና ኣመንቲ ኣብ ጉዕዞና በብእምነትና ንፈጣሪና ኣመስጊና ነቲ እነምልኾ ኣምላኽ /ረቢ ብኣካል ክንርእዮን ክንድህስሶን ካብ ዉሽጢ ልብና ድልየት ኣሎና። እንተኾነ ግን ዘይረኤን ዘይድህሰስን ረቂቕ ኣካል ኣብ ኩሉ ቦታ ምሳና ከም ዘሎ ተረዲእና ኣብ እንነብሮን እንኸዶን ኣብ ውሽጢ ኩሉ ፍጡር ከምዘሎ ስለንኣምን ምስሉ / ስእሉ ብዓይኒና ርኢና ኣብ ልብና ኣቐሚጥና ንምሕረቱ ኣምላኸይ ምሳይ ኣሎ መደቐይ ንሱ ኢዩ ኢልና ንኣምን። Read more
17/06/2020 21:25 PM
ብወልደየሱስ ዓማር By Woldeyesus Ammar
ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን። …Read more
17/06/2020 21:25 PM
Seminar by Dr. Gebre Gebremariam
ዶር. ገብረ ገብረማሪያም ብዛዕባ ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት ኤርትራ፡ ሰፊሕን ዓሚቕን ትንታነ ይህብ። ኣብዚ መደብዚ፦
(1) ታሪካዊ ጉዕዞ ሃገርነት ኤርትራ፡ መእተውን ኣገደስቲ ናይ ሂወት ምኽርታትን ማዕዳታትን (2) መሰረት ሃገርነት ኤርትራ: ፍልልያት ኣብ መንጎ ዳውላ/መንግስቲ (ሃገረ-
17/06/2020 21:25 PM
ትሽዓተ ወርሒ ኣብ ከብዳ ዝተሰከመቶ
ኣብ ዝባና ሓዚላ ታተ ዘበለቶ፡
ሰለስተ ዓመት ሓቊፋ ጸባ ጡባ ዘስተየቶ፡
ኰስኲሳ መልሚላ ናብ ትምህርቲ ዘንቀለቶ፡
ናብ ሃገራዊ ቃልሲ ዘፋነወቶ፡
ድሃዩ ከይሰምዐት ዓመታት ዘሕለፈቶ፡
መስዋእቱ ሰሚዓ ብእልልታ ተቐቢላቶ።
…. Read more
16/06/2020 21:25 PM
[MEREB-
እዚ ዘተ`ዚ፥-(1) ቅኑዕ ኣጠቓቕማ ሚድያ (መራኸቢ)፡ ገምጋም ህሉው ኣጠቓቕማ ኣገልግሎታት ሜድያ (ማሕበራዊ መራኸቢታት)ን፡ ኣወንታውን ኣሉታውን ምዕባለታት ኣብ ኣጠቓቕማና፡ ንምምዕባሉን ንምሕያሉን ከምኡ`ውን ቅኑዕ ማእዝን ንምትሓዙን ክጠቕመና ዝኽእል ሓሳባትን ለበዋን፡ (2) ኣብ ዝኽርታት ገድሊን ህሉው ኩነታት ሃገርና ኤርትራን ዝምልከቱ ኣርእስትታትን የጠቓልል Read more
1ይ ክፋል(09 June 2020)፡ 2ይ ክፋል(09 June 2020)፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
16/06/2020 21:25 PM
Covid-
By Petros Tesfagiorgis: Founding Member of Eritrea Focus
Photo: Hiwot magazine: Eritrean Elders Welfare Association (EEWA) UK.
In order to stop the spread of Covid- population to a lock-
13/06/2020 20:30 PM
for Democracy in Eritrea, Stockholm.
ክፉት ዓለምለኻዊ ዋዕላ ስቶክሆልም፡ ንደሞክራስያ ኣብ ኤርትራ (15-
እዚ ኮንፈረንስ`ዚ፡ ኣብቲ ድሕሪ ሓደ ዓመት ኣብ 2001 ኣብ ኤርትራ ቅዋማዊ ስርዓት ንምቛም ምቅርራብ ዝግበረሉ ዝነበረ እዋን፡ ማለት ኣብ ታሕሳስ 2000 ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ዋዕላ ኢዩ። እቲ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ዝተኻየደ ዋዕላ ዘተኮረሉ ኣርእስትታት፦ ሕቶ ዲሞክራሲ፡ መስርሕ ድላው ቅዋም ኣብ ኤርትራን ክሳብ ክንደይ ሓቛፊን ሓራን ምዃኑ ምምርማር፡ ከምኡ`ውን እቲ ናይ 1997 ቅዋም ሒዙዎ ዘሎ ዓንቀጻትን ብመንጽር ዲሞክራሲያውነት ዝግምግምን ኢዩ። እዚ ቪድዮ`ዚ፡ ብፍቓድ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ፡ ብመንገዲ www.snitna.com ዝቐርብ ዘሎ ሰነድ ኢዩ። Permission to publish this documentary video on www.snitna.com has been obtained from Veteran Dr. Herui Tedla Bairu. Read more
11/06/2020 18:05 PM
[DimTsi Hafash / ድምጺ ሓፋሽ:]
1ይ ክፋል(05 Apr 2018)፡ 2ይ ክፋል(09 Apr 2018)፡
3ይ ክፋል(04 May 2018)፡ 4ይ ክፋል(10 May 2018)፡
5ይ ክፋል(02 Feb 2020) ምድምሳስ ናዶው እዝ ኣብ ስርሒት ነጥበ መቐይሮ
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
11/06/2020 18:05 PM
HUMAN RIGHTS SITUATION IN ERITREA
Report of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
The present report is submitted pursuant to Human Rights Council resolution 41/1, in which the Council extended the mandate of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea for one year and requested the mandate holder to present a report on the implementation of the mandate to the Council at its forty-
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
10/06/2020 23:38 PM
ዝኸበርኩም ኩቡራት ደቕናን ኣሕዋትናን ነበርቲ ኣውሮፓ ደለይቲ ፍትሒ፡
ከምዚዝከር ንሕና ኣደታትኩምን ኣሓትኩም ኣንስትኹሙን ነበርቲ ኣውሮፓ ደቅናን ኣሕዋትናን ንምጥርናፍ ንምዚታይ ዝብል ተብግሶ ያኣኪል ምፍልላይ ኢልና ካብ 2018 ኣትሒዝና ንሰርሕ ዘሎና ኢና።ክልተ ዋዕላ ዲማ ጌርና ውጽኢት ይዚ ዲማ ፖለቲካል ውድባትን ህዝባውያን ማሕበራትን ጽቡቅ ተስፋ ርኢና ኣሎና ምስቲ ቅድሚ ሕጂ ከነዋዳድሮ ከሎና።
ብፖለቲካል ውዲባት አንተኮይኑ ብሓደ ዚሰርሑሉ ዘእሪይ መንገዲ ንርኢ ኣሎና ዓቢ ምስጋና ድማ ኣሎና። ህዝባውያን ማሕበራት ግና ኣይግድን። Read more
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/06/2020 23:38 PM
IN APPRECIATION FOR MICHAEL JORDAN’S ANNOUNCEMENT
TO FINANCIALLY SUPPORT THE STRUGGLE
Though injustice takes different forms in different parts of the world, all justice seekers, who rise up against any form of injustice, despite geography, race, faith, colour, culture, language or any other social distinction, should realize that they are fighting in the same trench. Though the united front of the enemy is not easy to detect due to the ability of the enemy to disguise their motive and hostile activities,...Read more
10/06/2020 23:38 PM
[BBCትግርኛ ]
ቅትለት ኣፍሪቃዊ ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ (George Floyd's Death)፡ ነዚ ዝምልከት ዘተ፡ ምስ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ኣዴታት፡ ወይዘሮ ኣስገደት ምሕረትኣብ ተቐማጢት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ወይዘሮ ሸዋ ስዩም፡ ነባሪት ጀርመን፡ ወይዘሮ ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑርን ወይዘሮ ኣስማሃን ዓሊ ኑዕማንን ካብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ምስ ቢቢሲ ትግርኛ (10-
07/06/2020 19:46 PM
ብ'ሰሎሞን ዮውሃንስ by Solomon Yohannes
ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ ዝፈጠሮሎም ስግኣት ኣብ ዕርበት መንግስትነቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብፖሊስ ንኽትግበር ዝኣወጅ ኣዋጅ ፖሊስ ብዘይ ፍቃድ ቤት ፍርዲ ንጥርጡራት ክሳብ ሰለስተ ወርሕን ዝያድኡን ንምቅያድ ዘኽእል ኣዋጅ 1/1955 ኣወጁ።ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለ፡ ብርጋዴር ጀነራል ተድላ ዕቁቢት ንእምነቶም ዘተግብርሉ ዓቢ መሳርሒ ረኸቡ። Read more
07/06/2020 19:46 PM
[BBCትግርኛ ]
ዓሌታዊ ውጥረትን ሻቕሎትን ይቕጽል ከም ዘሎን እዚ ከኣ 'ብላክ ላይቭስ ማተር ሙቭመንት' ዝብል ጎስጓስ "ንጸረ ጎንጽን ዓሌታዊ ኣፈላላይ" ንምጥፋእ ዝዓለመ ምንቕስቓስ ፈጢሩ።
ኣብቲ እዋን ኣብ ዝተፈላላዩ ቦታታት ኣሜሪካ ክቱር ዓሌታዊ ፍልልይ ስለዝነበረ እቶም ብከተማ ማንሃታን ጉዕዞኦም ዝፈለሙ ተጓዓዝቲ፡ ህይወቶም ንምዉሓስ ብሓንቲ ቐጠልያ መጽሓፍ እናተመርሑ ይጓዓዙ ነበሩ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
07/06/2020 19:46 PM
ሰላም ከመይ ቀኒኩም ተኻታተልቲ ወይብ-ን ምሉእ ጥዕና ክረኽቡ፣ ነቶም ነዛ በዳሂት እዋን ክሰግርዋ ዘይካኣሉ ክኣ መንግስተ ሰማይ ይቀበሎም እናበልና፣ ንስድርኦም ጽንዓትን ደበስን ክረኽቡ ናይ ልባውን ሕውነታዊን ምቅርራብና ነቕርብ።
ናይ ሎሚ ኣርእስትና፡ ጽገናውነት (Reformism); ብካልኦት ተሓድሶነት ኢሉ ዝገልጽ፣ ብወገና ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝዋሳእ ህዝብና፡ ኣብ ጥልቕ ዝበለ መጽናዕቲ ዘይምክያድን፣ ኣበየናይ እዋን ብኸመይ መገዲ፣ በዓል መን’ከ ተሓድሶን ልዑልን ስልጡን (Reformation) ጽገና ካብኡ ብዝበለጸ ዳግመ ድኮና የድሊ፣ ዘይበጻሕናዮን ኣብ ግብሪ ዘይነርእዮ ዘሎና ኮይኑ ስለ ዝስማዓና እዩ፡፡ Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/06/2020 04:32 AM
ቃለ ምስክርነት ብዛዕባ ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ካብ መሳርሕቱን ንመቓልስቱን
Testimony about Veteran Bitweded Abraha, prisoner (1991 -
ሓርበኛ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብዘይ ፍርዲን ፍትሒን፡ ካብ 1991 ክሳብ 2020፡ ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ምስ ኣተወ፡ ሃለዋቱ ዘይፍለጥ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ተኻታታሊ ቪድዮታት`ዚ፡ ቃለ ምስክርነት ካብ መታዓብይቱ፡ መቓልስቱን መሳርሕቱን ኢዩ። እዚ መደብ`ዚ፡ ብዕለት 30 May 2020 ኣብ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ካብ ዝተኻየደ፡ ብቐጥታ ብስኒትና ዝተቐድሐን ዝተዳለወን ኢዩ።
Part-
Part-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
06/06/2020 04:32 AM
Eritrea and Ethiopia -
بناء سلام دائم بين إريتريا وإثيوبيا
[Eri-
ኣብዚ ጠውቑ፡ English: ትግርኛ: Arabic (عربى)
03/06/2020 02:54 AM
AN OPEN CALL TO ERITREAN DEFENCE FORCES AND SECURITY AND POLICE OF ERITREA.
By Veteran Yohannes Habteselassie and his comrades. 01 June 2020.
ንህዝብኻ፡ ሃገርካን ነብስኻን ንምድሓን፡ ካብ ዘይምልከተካ ክጋፋሕ ዝኽእል ውሽጣዊ ግርጭታት ጎረቤትና ኢትዮጵያ፡ ኢድካ፡ ምእካብ!
እታ መላእ ህዝብና ብተራእዩ ዘይፈልጥ ሓጎስ ነጻነቱ ዘረጋገጸላ ዕለት፡ 29 ዓመታት ኣቚጺራ። እዛ ብጽዕቲ መዓልቲ ከኣ፡ ዕድል ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ፡ እዚ ጽንታ ህዝብና ዝዕላማኡ፡ ኣብ ስልጣን ብዘይድልየት ህዝቢ ተኾይጡ ዘሎ፡ ሃሱስ ፡ ብኣካል ዘይወዓለላን እከይ ጽላሎቱ ዘየምበረላን መዓልቲ ብምዃና ኸኣ፡ ዝያዳ ክብርቲ ዕለት ይገብራ።… Read more
03/06/2020 02:54 AM
ልዑላውነት ኤርትራ ከይድፈር ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርካ መክት
ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ተኣፋፊ ናይ ግዜ ህሞት ይርከብ። ታፋፊ ግዜ ወይ ናብ ጥፍኣት ወይ ድማ ናብ ልምዓት ዘምርሕ ብድሆ ስለዝኾነ ወይ ዕድል ይፈጥር ወይ ምምላጥ ዕድል የኸትል። ኣብዚ ከነስተውዕለሉ ዘለና ግን፡ ግዜ ንገዛእ-
See also ካልእ ጽሑፋት፦
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |